Main Menu

መግለጺ ሓዘን ነፍስሄር ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰመረ ተድላ

መግለጺ ሓዘን

ነፍስሄር ሓርበኛ ተጋዳላይ ሰመረ ተድላ

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ ብሞት ነባር ሓርበኛ ተጋዳይ ሰመረ ተድላ ፡ ነቲ ካብ ንእስነቱ ኣትሒዙ ንሜዳ ወፊሩ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ፡ ድሕሪ ነጻነት ከኣ ንሙሉእ ሓርነትን ክብሪ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ንምምላስ ምስ ደላይ ፍትሒ ህዝብና ጠጠው’ሉ ብጽንዓት ዝወሰዶ መርገጽ ደኺመ ሓሚመ ከይበለ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ክቃለስ ዝጸንሐ ተባዕ ሃገራዊ ዜጋ ዝተሰማዕና ዓሙቕ ሓዘን እንዳገልጽና፡ ንሞዋቲ መንግስተ ሰማይ ንስድራ ቤትን ፈተውትን መቃልስቱን ከኣ ኣብ’ዚ መሪር ናይ ሓዘን ግዜ ጽንዓትን ሓይልን ክረኽቡ ዘሎና ድለት ክንገልጽ ንፈቱ።

 

ቤ/ጽ ዜና ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲ ለውጢ

20 ጥቅምቲ 2019






Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *