skip to Main Content
Menu
ርሑስ በዓል ትንሳኤ

ርሑስ በዓል ትንሳኤ

                                            ርሑስ በዓል ትንሳኤ

   ብኣቋጻጽራ ግእዝ ኣብ ውሽጥን ኣውጻእን ሃገር ትርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ዝዀንኩም ህዝቢ ኤርትራ እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም። ኣብ’ዚ ክቡር በዓል ትንሳኤ ከኣ ኣብጽሓኩምን። ትንሳኤ ሰላም ስኒት ፍቅሪ ከኣ ይግበረልና።

ኤርትራዊ ባህሊ መንፈሳዊ በዓላት ነፍስ ወከፍ፡ ስድራ ቤት፡ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ፈተውቲ ዝተኣኻኸብሉ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ብዝተፈላልየ ምኽንያት ብስደት፡ ብሕማም፡ ብማእሰርቲ፡ ብመስዋእቲ ዝተፈለዩ ብሕልና ዝራኸብሉ ስለ ዝኾነ፡ ብዝያዳ ነቶም ኣብ ጽንኩር ኵነታት፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝሳቀዩ ዘለዉ ወገናትና ንዝክረሉ መዓልቲ እያ’ሞ፡ ትንሳኤ ቅነ ተስፋታት ይግበረልና። 

ዜናን ሓበሬታን

ሰዲህኤ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back To Top