skip to Main Content
Menu
ርሑስ በዓል ፋሲካ

ርሑስ በዓል ፋሲካ

ርሑስ በዓል ፋሲካ

ድሕሪ’ዚ ኩሉ ዝሓለፈ 40 መዓልቲ ጾምን ምህልላን ጸሎትን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ትርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ኤርትራውያን እንቋዕ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም ኣብ በዓለ ፋሲካ ኣብጽሓኩምን። እዚ ክቡርን ዓብይን በዓል ፋሲካ ከነኽብር እንከለና ክዝከር ዝግባእ ህዝብና ኣብ ዓብይ ሻቅሎት ዝርከበሉ፡ ዘሕልፎ ዘሎ ስቓይን ሕሱም ሂወት ፡ ኣብ ስደት ተበታቲኑ ዝነብረሉ እዋን ብምዃኑ፡ ኩሉ ሕሰም ተቐንጢጡ ኣብ’ታ ንፈትዋ ሃገርና ሓቢርና ተሓቋቍፍና ነብዕለሉ ግዜ እንዳማዕደና ሃረር ንብሎ’ዩ።

ደጊምና ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልኩም ንብል፡

ዜናን ሓበሬታን

ሰዲህኤ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back To Top