skip to Main Content
Menu
ርሑድ በዓል ዒድ ኣልፈጥር

ርሑድ በዓል ዒድ ኣልፈጥር

ርሑድ በዓል ዒድ ኣልፈጥር

ሰዲህኤ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዘለኹም ኣመንቲ እስልምና ኤርትራውያን ዝሓለፈ ወርሒ ሮመዳን ወዲኡ፡ እንቋዕ ኣብ’ዚ ኣብጽሓኩም፡ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም፡ ኣብ ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩምን እንዳበለ ሰላምን ሕጉስን፡ ዒድ ኣልፈጥር ክኸውን ትምኒቱን ሰላምታን የመሓላልፍ።

ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ

4 ሰነ 2019

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back To Top