skip to Main Content
Menu
ናይ ሓዘን መግለጺ

ናይ ሓዘን መግለጺ

ናይ ሓዘን መግለጺ

 ዙሁር መሓመድ ስዒድ ኩሉ በዓልቲ- ቤት ገዲም ሓርበኛ ተጋደላይ ኢብራሂም መሓመድ ዓሊ ብዕለት 23/8/2018 ሓሙስ መዓልቲ ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ኣብ ሱርያ ብሞት ተፈሊያ ንዝብል ዜና ብዓሙቕ ሓዘን ተቀቢልናዮ።  ብሞት ሓፍትና ዝሁር መ/ስዒድ ኩሉ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘና ንገልጽ።

ንሞዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንበዓል-ቤታ ገዲም ሓርበኛ ብጻይና ኢብራሂም መሓመድ ዓሊን ንሓዋ ኣምበሳድር ነበር ሁመድ መ/ ስዒድ ኩሉን ንደቃን ኣሕዋታትን ኩሎም ቤተ-ሰባን ፈተውታን ተኻፈልቲ መሪር ሓዘኖም ምዃና እንዳገልጽና ጽንዓት ይሃብኩም ንብል።

 

ዜናን ሓበሬታን  

ሰደህኤ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back To Top