skip to Main Content
Menu
ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኣገዳሲ ሓበሬታ

መጸዋዕታ ንኩለን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ጀርመን
ብመሰረት እቲ ኣብ ደንሃክ-ሆላንድ ብደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ዝተጋብአ ዋዕላ ምርኩስ ብምግባር ኩሉና
ማሕበራትን ውልቀ-ሰባትን ድቂኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ንነብረሉ ሃገራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ደቂ ኣንስትዩ ዘተኮረ
ሓደ ጥርኑፍ ዝኾነ ኣስራርሓ ንክህልወናን ስፍሕ ዝበለ ናይ ምርድዳእን ምይይጥ ባይታ ከነጣጥሕ ኣብ`ቲ ብቀዳም
ዕለት 05/5/2018 ልክዕ ሰዓት 14:00 ድሕሪ ቀትሪ እነካይዶ ኣኼባና ክትሳተፋ ብክብሪ ንዕድም።
ዛዕባታት ኣኼባ
1. ናይ ሓባር ራእይ ምቅማጥ
2. ናይ ሓባር መደባት ምስራዕ
3. ናይ ሓባር መጽውዒ ወይ መላለይ ስም ምግባር
4. መራከቢት ሽማግለ ምምራጽ
ግዜ፡ ቀዳም ዕለት 05/05/2018 ልክዕ 14፡00 ድሕሪ ቀትሪ
ቦታ፡ Saalbau NordWestZentrum
Walter-Möller- Platz2
60439 Frankfurt am Main
ብድሓን ምጻ

اعلان هام

دعوة الى جميع النساء الارتريات المقيمات بالمانيا

بموجب مخرجات ملتقاة المرأة الارترية المنعقد فى لاهاى – هولندا التى دعت القيام بعمل مشترك فى دول اقامتنا
واستناداً اليها ندعو باحترام جميع جمعيات المرأة والناشطات مشاركتنا فى اجتماع عام سنناقش فيه اوضاع المرأة
الارترية الراهن وصولا الى تفاهمات مفادها خلق ارضية مواتية للعمل المشترك المنشود.
والجدير بالذكر نقترح ان تكون اجندة الاجتماع المواضيع التالية:
1. الاتفاق على رؤية مشتركة
2. وضع برنامج موحد
3. تعريف وتسمية الاطار الموحد
4. انتخاب لجنة تنسيقية
الزمان: 5/5/2018 الساعة الثانية ظهراً

المكان: Saalbau NordWestZentrum
Walter-Moller- Platz2
60439 Frankfurt am Main

أهلاً

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back To Top