Main Menu

ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሰልፊ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሰልፊ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲምክራሲያዊ ሰልፊ ደምዳሚ ኣዋጅን፡ ጋዜጣዊ መግለጽን ኣውጺኡ። ኤ.ሃ.ዲ.ሰ ኣብ መግለጺኡን ደምዳሚ ኣዋጅን ከም ዝሕብሮ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ኤርትራዊ እስላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ልምዓትን ዝብል ተሪፉ፡ ብሓድሽ ስም ሰልፍን ፖለቲካዊ ውሳኔታት ብምውጻእ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሰልፊ ተባሂሉ ክጽዋዕ ምዃኑ ኣዋጃቶም ይሕብር። እዚ ከኣ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ዝኾነ ህዝብና ዓብይ ብስራት ዓወት ምዃኑ ይግለጽ።

 

ዜናን ሓበሬታን

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

22 ጥቅምቲ 2019






Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *