skip to Main Content
Menu
ጽዑቕ ምንቅስቓስ ኣብ ኤውሮጳ ንምክያድ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲ ሞክራስያዊ ለውጢ

ጽዑቕ ምንቅስቓስ ኣብ ኤውሮጳ ንምክያድ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲ ሞክራስያዊ ለውጢ

                                  

               ጽዑቕ ምንቅስቓስ ኣብ ኤውሮጳ ንምክያድ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲ ሞክራስያዊ ለውጢ 

 

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲ ሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብሕዳር 2011 ኣብ ዝተካየደ ቀዳማይ ጉባኤ፣ ብብዙሓት ፖለቲካዊ ሓይልታትን፣ ሲቪክ ማሕበራትን ነጻ ሃገራውያን ባእታታን፣ ዝቖመ ጽላል ኮይ ኑ፣ ብዙሕ ተስፋታት ተነቢሩሉ ዝነበረ ፖ ለ ቲ ካ ዊ ም ዕ ባ ለ ኢዩ ነይሩ ። ሃ ገ ራ ዊ ባ ይ ቶ ት ካ ላ ቱ ኣቚሙ ክንቀሳቐስ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ውሽጢ ኣካላቱ ብዝተፈጥረ ዘይምርድዳኣት ንነዊሕ ግዜ ኣብ ደውታ ጸኒሑ ። ኣብዚ እዋን’ዚ ካብ ናይ ደውታ ሃዋሁ ወጺኡ፣ ክንቀሳቐስ ጀሚሩ ምህላዉ ብምሕባር፣ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ን ም ክ ያ ድ ኣ ብ ዓ ቢ ም ሽ ብ ሻ ብ ይ ር ከ ብ ። ኣ ብ ዚ መ ዳ ይ’ዚ ፣ ንኣካይዳ ጉባኤ ዝምልከት መምርሒን ፣ ናብ ጉባኤ ዝቐርብ ሰነዳትን ኣዳልዩ ናብ ኩለን ዞባታት ብምልኣኽ ዕዉት ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንም ክያድ ክነጥፋ መልእኽቲ ኣማሓላሊፉ ኣሎ። በዚ መሰረት ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ካብ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኣኼባታት ብምክያድ ሰፊሕ ንጥፈታት ከካይድ ጸኒሑ ኣሎ፡  

 

መስርሕ ምድላው 2 ይ ጉባኤ ብዞባ ደርጃ እተማእክል ኣካየዲት ሽማግለ ብምቛም ፣ ኩሎም ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳን፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኤውሮጳ ዝርከቡ ህዝባዊ ሽማግለታት ባይቶን ዝዋስኡ፣ ንቡር ምንቅስቓ ስ ሃገራዊ ባይቶ ንኽምለስ ዘድሊ ጻዕሪ ይካየድ ምህላዉ ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ ከነበስር ደስ ይብለና ። ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ደውታ ብምጽንሑ ነቲ ሰረታት ዳግም ንምብርባሩ ዝጠልቦ ግዜ ሓጺር፣ ዘድሊ ዓቕሚ ቀሊል ከምዘይኮነ ብምግምጋም ፣ ኩ ሎ ም ኣካላ ት ሃገራዊ ባይቶ ዝተዓጻጸፈ ጻዕሪ ከ ካይዱ ተበጊሶም ኣለዉ። ኣባላት ሃ ገ ራ ዊ ባ ይ ቶ ኣ ብ ኤ ው ሮ ጳ ናይ ስራሕ ምቅሊት ብምክያድ ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራትን ከተማታትን ወሪዶም ምስቲ ኣብ ደውታ ኣትዩ ዝጸንሐ ኣ ካላት ሃገራዊ ባይቶ ንምርድዳእ መደባት ሰሪዖም ፣ ኣብ ሽወደን፣ ኣብ ለንዶን ፣ ኣብ ፍርንክፈርትን ኣብ ሮተርዳምን፣ ምስ ኣባላት ውድባት ሃገራዊ ባይቶን ካልኦት ኣባላትን ኣኬባታት ብምክያድ ፣ ኩነታት ጨናፍር ሃገራዊ ባይቶ ን ዝጸንሖ ደረጃ ን ክትግምግም ክኢላ።

 

ተ ወ ጢ ኑ ዘ ሎ መ ደ ባ ት ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ዘይተብጽሐ ሃገራትን ከተማታትን ክቕ ጽል ም ዃ ኑ ተ ፈ ሊ ጡ ። ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ብርቱዕ ስክፍታ ኣብ ዝፈጥርን ንልኡላውነትን ህላውነትን ኤርትራ ዝፈታተንን ህሞት ኣብ ዘለወሉ እዋን ፣  ኩሉ ኤርትራዊ ፣ ዓቕምታቱ ብሓባር ከቃልሶ ዘኽእል ባይታ ክፍጠር ናይ ኩልና ጻዕሪ ዝሓትት ምዃኑ ተገንዚብና ተሳታፍነትና ከነዕቢ ንጽውዕ።

 

 

ሓድነት ህዝብናን ልኡላውነት ሃገርና ንዘልኣለም ከቢሩ ይንበር!!

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ  ክ ፍሊ ዜና ምምሕዳር ዞባ ኤውሮጳ  28/11/2018 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back To Top