Main Menu

Saturday, April 21st, 2018

 

መንእሰይ ኤርትራ

መንእሰይ  ኤርትራ         መንእሰይ  ኣብ  ሂወቱን  ሂወት  ህዝቡን ንዘልዕሎም ሕቶታት ቕልጡፍ  መልስን ኣወንታዊ ለውጢ  ክርኢ  ዝደሊ ሓደ  ኣገዳሲ ክፋል  ሕብረተ-ሰብ ኢዩ። መንእሰይ ብዘይካ  ከምኡ  መንእሰይ  ካልእ  ክፈልጦ  ዘይክእል ፍልይ ዝበለ ባህሊ፡ ዝራኸበሉ ቋንቋን ኣገባብን ኣለዎ።ብኡ መሰረት ከኣ ኣብ መንጎኦም ዝርከብ ጉዳያት ን ምርዳእ ሓቢርካ ንምስራሕ  ምትግባርን ናቱ መግለጺ  ባህሪያት  ኣለዎ።ክፉት  ሓንጎል  ስለዝውንን ብዝምድናዊ  ኣበሃህላ ሕማቅ  ነገር  ክርእን  ክፍጽምን ዘይደሊ ከም  ባህጊ ጽቡቅ ክስርሕ፡ ሂወቱ ክቅይር ክመሃር ክስልጥን’ዩ ዝደሊ።ገለ  እንተኣርእዩ’ውን   ብዙሕ  ጎዳኢ  ዘይኮነንን   ምኽኑይን  ክእረም ዝኽእል ተራ  ጌጋ  ኢዩ ። ኣብ ዝኾነ ሕብረተ ሰብ ሓዲሽ  ወለዶ፡ ሓዲሽ  ኣእምሮን  ጉልበትንRead More