Main Menu

Friday, August 10th, 2018

 

ምድማር ኣብ ፖለቲካ ዘለዎ ትርጉም እንታይ እዩ!

 ምድማር ኣብ ፖለቲካ ዘለዎ ትርጉም እንታይ እዩ! ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ   ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ ምስ ምቅይያር መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ካብ ኣፍ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውንን ትወጽእ ሓንቲ ምድማር ትብል ቃል ትስማዕ፡ ብሕልፊ’ኳ ኢትዮጵያውያን ምድማር ትብል ቃል ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ጽሑፋት ፈነወ ራድዮን ቲቪ ኣዘውቲሮም ክጥቀምላ ይስማዕ። ኩሉ ግዜ ሓድሽ መራሒ ኣብ ስልጣን ዝመጻሉ ግዜ ምሩጽ ኣብ መደረታቶም ዝጥቀምሉ ቃል ኣሎ። እቲ ቃል ቅኑዕ ቃል ድዩ ኣይኮነን ብዘየገድስ ሓድሽ ተርእዮ ህሉው ኩነታት ዝፈጠሮ ትጽቢታት እታ ትወጽእ ቃል ንዕለቱ ኣብ’ቲ ከባቢ ዝውትርቲ ትኸውን። ገገለ ስነ ሞጎታዊ ሓይሊ ዘለዎ ክኸውን እንከሎ ገገለ ከኣRead More