Main Menu

Saturday, September 1st, 2018

 

ክብርታት ደላይ ሰላምን ፍትሕን ካበይ ይምንጩ

 ክብርታት ደላይ ሰላምን ፍትሕን ካበይ ይምንጩ ደቂ ሰባት ንምንባሮም ኣብ መሰረታዊ ነገር ክሓስቡ፡ ሓሳቦም ክገልጹ፡ መርገጽ ክወስዱ፡ ድሌቶም ክዕወት ክቃለሱ ሙሉእ መሰል ኣለዎም። መሰረታዊ መሰል ሰባት ከኣ ዝኾነ ይኹን ደልዩ ዝህቦምን ዝከልኦም ዘይኮነስ ሰብኣዊ መሰላቶም’ዩ። ዓለምና እንዳሰልጠነት፡ ህዝባ ፍልጠንት ተሞክሮን ዝረኽበሉ፡ ርክባቱን ዝምድናታቱን ዘደልድለሉ ዕድላት እንዳበዝሐን እንዳሰፍሐ ብዝኸደ መጠን ፍልልያት ከኣ ሰማይ ዓረገ። እዚ ኩሉ ካብ’ቲ ድሌትን ሕልምን ደቂ ሰባት መሰረታዊ መሰላቱ ንምርግጋጽ ዝነቐለ’ዩ። ሰብ መሰሉ ተኸቢርሉ ንመሰላቱ ቆይሙሉ ዘሎ ሕግን ስርዓትን ኣቢሉ ንዕላማታቱ ከዕውት ዝመርጾም ኣገባብ ኣካይዳ፡ኣተሓሳስባ መስሩሑን ምስኡ ዝተእሳሰረ’ዩ። ኣብ’ዚ መዳይ ከኣ ሓደ ዕላማ ወይ ምዕረፊ ዘለዎ ጉዳይRead More