Main Menu

October, 2018

 

ዝሓለፈ ኣወንዚፍና ንሓድነት ንጽዓት

ዝሓለፈ ኣወንዚፍና ንሓድነት ንጽዓት ክብሮም ግረነት   ወናም ስነ ጥበባዊ ተኽልክኤል ገብሩ” ኣብ 70ዓታት ካብ ዝደርፎ ዝነበረ” እታ ሰማያዊት ብቶኸር ሓሊፋ ኢሎማ ሽሽ ተዓሚማ” እናበለ ስሚዒት መንእሰያት ኣላዓዒሉ ኣብ ተሓኤን ህግሓኤ ክጽንበሩ ዓቢይ ኣበርክቶ ገይሩ ነይሩ ። ንሱ እውን መንእሰያት ኣፋንዩ ንዓዲ ዓረብ  ኣይኮብለለን፣ ኣብ ተሓኤ ተሰሊፉ ከምሰቡ ተቓሊሱ እዩ ። እታ ሲዒባ ዝደረፋ ካልእ ደርፊ “ ንኹልስ እንቛዕ ኣርከብኹሉ” ዝበለላ ምኽንያት ግን እቲ ሰውራ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ምሉእ ዓለም ሕጂስ ኣክሉዎ ፣ ሓቂቁ እናተባህለሉ ዝነበረ ግዜ እንደገና ተወዲቡ ጥርኑፍ ሓይሊ ኾይኑ ንሺሾ ሰራዊት መግዛእቲ ደምሲሱ ፣አታ ሕልሚ ዝነበረት ነጻነትRead More


ግደ መንእሰይ ኣብ ዳግመ-ህንጸት ህዝብን ምክልኻል ሃገርን

  ግደ  መንእሰይ ኣብ  ዳግመ–ህንጸት  ህዝብን ምክልኻል ሃገርን                          ሶሊብ መንእሰይ ንህንጸት  ሃገርን  ህዝብን  ብተወፋይነት  ዝሰርሕ  ሓደ  ኣገዳሲ  ክፋል  ሕብረተሰብ  ኢዩ።  ዓንዲ–ሕቆ  ናይ  ኩሉ  መዳያዊ  ሂወት    ህዝቢ  ብምዃኑ  ድማ  ንግዲኡ  ብግቡእ  ብምርዳእ  ፍሉይ  ቆላሕታ  ክግበረሉን ዕሽሽ ተባሂሉ ዘይሕለፍን  ዝይግባእ ኣገዳሲ  ሕይሊ  ኢዩ።  ገለ ካብቶም  ንመንእሰይ  ብፍሉይ  ዝገልጽዎ መለለዪታቱ ናይ ኣተሓሳስባን ጉልበትን  ኣብ  መሃዝነትን ትምህርትን  ሕርሻን  ንሃገርን  ህዝብን  ኣብ  ካብ  ሓደጋ ንምክልኻል ፍሉይ  ሓላፍነት  ዝስከምን ኮታ  ኣብ  ኩሉ  መዳያት ሃገር  ከም  ቀንዲ  መንቀሳቀሲ  ዲናሞ  ኮይኑ ከፍሪ  ኢየ ዝብል ዝለዓለRead More


دور الشباب في التنمىة والبناء

دور الشباب في التنمىة والبناء بقلم/ سوليب تعتبر فئة الشباب من اهم الفئات  التي تعمل علي بناء وتنمية المجتمع، فهي العمود الفقري الذي لايمكن الاستغناء عنه، ويتميزالشباب بالقوة والحيوية والطاقة والقدرة علي التحمل، وعلي الانتاج في مرحلة معينة من عمر فرد وكذلك يتمتع بالحماس والاندفاع لإحداث التطور والتغيير في جميع المرافق العامة للدولة، سواء في مجالات الصناعة والزراعة والتعليم الخ.. ويتحمل الشباب مسئولية الدفاع عن الوطن، وهو الدينمو المحرك لشرايين الحياة بصفة عامة والضمان لإستمرار وجود المجتمع. وعلي الحكومة والشعب والرأسماليين الوطنيين تقديم الخدمات التعليمية والصحية لهم وحفظهم وتربيتهم ومتابعتهمRead More


ካልኣይ ምዱብ ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ

ካልኣይ ምዱብ ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ   ብዕለት 26 ጥቅምቲ 2018 ካልኣይ ምዱብ ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ተኻይዱ። ኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ ሰዲህኤ ሓው ሓምድ ድራር ኣብ መእተዊ ኣኼባ ንኩሎም ኣባላት ኣንቛዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባል ሰዲህኤ ንህሉው ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ኣብ ሰላምን ፍትሓውን ምዕራፍ ንምስግጋር ኣብ ነካይዶ ዘሎና ቃልሲ ንቀጻልን ሓያልን ኣተሃላልዋ ሰልፍናን ከምኡ ደምበ ተቃውሞ ብሓፈሻ ኣብነታዊ ስርሓት ኣብ ምክያድ ይርከብ ኣሎ። እዚ ከኣ ኩሉ ግዜ ካብ ውሽጢ ሓደ ሰልፊ ይኹን ማሕበር ክረአ ዘለዎ ተሪር ሓድነት፡ ምርድዳእ ኣብ መንጎ መሪሕነት ኣባላት ዝካየድ እንካን ሃባን ካብ ዝነቕልRead More


اتفاقيات السلام والمعاهدات المصطنعة بين ارتريا وإثيوبيا

الإفتتاحية اتفاقيات السلام والمعاهدات المصطنعة بين ارتريا وإثيوبيا  حزب الشعب الديمقراطي الإرتري                                                                                                                                                            Read More


ንይምስል መስርሕ ውዕል ሰላም ኢትዮ- ኤርትራ!

ንይምስል መስርሕ ውዕል ሰላም ኢትዮ- ኤርትራ! ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 23 ጥቅምቲ 2018 ኣብ ዞባና ብዝሒ ዓመታት ብኣሃዛት ከይቆጸርካ ሓፈሻኡ ንኣስታት ሓደ ፍርቒ ዘመን፡ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ ከኣ ንሓደ ርብዒ ዘመን ዝኣክል ሰላምን ደሃይ ሰላም ሽታ ዘይብሉ ጠፊኡን ተኸዊሉን፡ ህዝብና ኣብ ዓብይ ክቱር ሻቕሎት ጸኒሑ። ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝነበረ ፖለቲካውን ዲፕሎማስያውን ኩነታት ኢትዮ-ኤርትራ ከኣ ፈጺሙ ርክባትን ዝርርብን ዘይነበሮ ኣብ ዕጹው ማዕጾ በጺሑ መወዳእታ ዘይረኣየሉ ተስፋ ዘይርከበሉ ፖለቲካዊ ክስተት ግን ከኣ ብግሁዶ ክስን ጸለም ክልቲኤን ሃገራት ብዳርባ መራኸቢ ብዙሓት መወዳደሪ  ዘይነበሮ መስርዑ ዝጠፍኦ ጉዳይ ሰላም ንህዝብናን ንኣህጉራዊ ሕብረት ሰብ ዓለም ዝሓርበቶ፡Read More


العلاقات الارترية – الاثيوبية

العلاقات الارترية – الاثيوبية في مرا حل الاحتلال والوفاق والحرب اثيوبيا دوله  مجاوره لارتريا بل ويربطها مع ارتريا حدود متاخمه من محاور عديده. 1-    اريد ان اتطرق الي مرحلة الاحتلال باقتصار شديد وهي ابان حكم هيلي سلاسي ومنغستو .وقد تم في هذه المرحله ربط ارتريا باتحاد فدرالي مع اثيوبيا عام 1952م. وتم ضمها الي اثيوبيا عام 1962م لتصبح جزء لايتجزء من دولة اثيوبيا وذلك جورا وظلما باسم الشرعيه الدوليه وكان في صدارة هذا التآمر في حق الشعب الارتري الدول الكبري. وعمد الاحتلال في هذه المرحله الي حرق الاخضر واليابس. وادىRead More


ኢትዮጵያውያን ምስ ህዝቢ ኤርትራ ነባሪ ሰላም ይሕሽኹም ።

ኢትዮጵያውያን ምስ ህዝቢ ኤርትራ ነባሪ ሰላም ይሕሽኹም ።                   ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ዐቢይ ኣሕመድ፣ ምስ ተመርጸ ፣ኹናት ዝኣረገ ፍልስፍና እዩ ክብል ገሊጽዎ ነይሩ  ። ቀጺሉ ድሕሪ ሕጂ ስልጣን ብኹናት ዘይኮነስ ብሰላምዊ መንገዲ ብሓሳባት ተወዳዲርኻ ሰዓርን ተሰዓርን ምዃን ይግባእ ክብል እምነቱ ገሊጹ ነይሩ ። እቲ ዘየድላይነት ኹናት ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኾነ እንተላይ ምስ ጎሮባብቲ ሃገራት ከም ዘጠቓልል ፣ በቲ ኣቀዲሙ ኣብ ጎሮባብቲ ሃገራት ዝፈጸሞ ዑደት ክግለጽ ይኸኣል እዩ። ብኻሊእ ወገን እቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን17 ዓመታት ዝጸንሔ ኹነታት ፣ ኣይሰላም ኣይኹናት እውን ትርጎም ዘይብሉ ጥፍኣት እዩ ክብል ገሊፁዎ ነይሩRead More


Crafting a Family Dynasty: The Dialectics of “Father-Son” Political Transition in Eritrea (Part II)

Crafting a Family Dynasty: The Dialectics of “Father-Son” Political Transition in Eritrea (Part II) Dr. Gebre Gebremariam Over the last quarter of a century, Issaias has consolidated immense personal power through neo-patrimonial policies that encourage corruption, rent-seeking, nepotism and clientilism at the expense of nation-building and constitutional governance. He created a predatory regime that exists to extract resources from the Eritrean people in order to continue its own survival. The regime has the power of aggressing with impunity and its hunting field is not limited only on its subjects insideRead More


عقد اجتماعا الحزب الديمقراطي الشعب الارتري

  عقد اجتماعا الحزب الديمقراطي الشعب الارتري    عقد اجتماعا مشتركا لاعضاء الحزب و اللجنه التنفيذيه و المجلس في 10 اكتوبر 2018 م و افتتح هذا الاجتماع السيد / تسف ميكائيل يوهنسي رئيس الحزب الديمقراطي الارتري  و تطرف بعد ترحيبه بالحضور بشكل عميق و مكثف الي ما يتعرض له الشعب الارتري من  مخاطر و تحديات كبيرة متمثله في في النزعات السياسيه و الخناق الاقتصادي اقليميا و دوليا 0 و الخطورة الكبيرة التي  بشكلها هذا الوضع علي مصير القضية الوطنيه 0 و حث علي ضرورة بروح الاخلاص و الوفاء و التفانيRead More