Main Menu

December, 2018

 

ብዕቡይ ስምዒትን ትምክሕትን ዝተኸፈተ ዶብ ብተብተብ ተዓጽዩ፡

ብዕቡይ ስምዒትን ትምክሕትን ዝተኸፈተ ዶብ ብተብተብ ተዓጽዩ፡ ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 29 ታሕሳስ 2018   ብሃንደበት ኣብ እዝኒ መላእ ህዝቢ ዝበጽሐ ስምምዕ ጸዋዒት ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ብ8 ሓምለ ኣብ ኣስመራ፡ ብዕለት 14 ሓምለ 2018 ኣብ ኣዲስ ኣበባ መራሕቲ ክልቲኡ ሃገራት ዝተራኸብሉ ተፈጺሙ። እዚ ክንደይ ሂወት ሰብ ዝተኸሰሮ ደም ዓሰርተታት ኣሽሓት መንእሰያት ዝፈሰሰሉ፡ ንብረት ዝዓነወሉ፡ ህዝቢ ካብ መነባብርኡ ዝተመዛበለሉ ብዘይ ቅድመ ምድላዋት ዝተኻየደ ጸዋዒት ሰላም ነቲ ግዳይ ዝኾነ ህዝቢ ብዘይኣፍልጦን ጥራሕ ዘይኮነስ ብዘይተሳተፎን ብድሌት ክልቲኦም መራሕቲ ተፈጺሙ። ከም’ቲ ሰብኣይ ዝበሎ ” መርዓትካ ሕርሲ ተገላጊላ ዶ ምስ በልዎ፡ ኣንታ ምግልጋልስ ደሓን ተገላጊላ ነይራ፡ የግዳስRead More


ወይ መዓት ካብ ስሚንቶን ተንዲኖን ንህዝቡ ቀረጽ እናኽፈለ ገዛ ምስራሕ ዝኽልክል ስርዓት!!!

ወይ  መዓት ካብ  ስሚንቶን  ተንዲኖን  ንህዝቡ  ቀረጽ  እናኽፈለ ገዛ  ምስራሕ  ዝኽልክል  ስርዓት!!!                        ደሃይ                ኤርትራ  ብሰንሰለታውያን  ገዛእቲ  ስርዓታት ቱርኪ  ጣልያን  እንግሊዝ  ስዒቡ  ድማ    ፈደረሽን  ብዝብል  ውዲት ናይ  ኣመሪካ  ኣብ  ትሕቲ  ዘውዳዊ  ግዝኣት  ሃይለስላሴ  ክትቁረን  ተገሩ።  ህዝቢ ኤርትራ  ነዞም  ተኸታተልቲ ገዛእቲ  ስርዓታት   ብሓፈሻዊ  ኣጸዋወዓ  ባዕዳውያን   ገዛእቲ  እናበሎም  ኢዩ  ኣብ  ታሪኹ  ዝዝክሮም።  ከም  ዝርዝር  ድማ  ኣብ  ትሕቲ  ግዝኣቶም  ንዘሕለፎ  ጭቆና  እናዘከረ  ንነፍሲ ወከፎም  ዝምልከት  ንኣገባብ ምሕደሮኦም ዘብርህ   መግለጺታትን ቅጽላትን  እናሃቦም  መጺኡ።Read More


. الإجتماع الدوري الثالث لأعضاء حزب الشعب الديمقراطي الإرتري في منطقة إوربا

                                                                                                      الإجتماع الدوري الثالث                                                                                                     لأعضاء حزب الشعب الديمقراطي الإرتري  في منطقة إوربا        .                                                Read More


ማሸላ ኩልኩም ሓውና እንቱም ኣናማ ኣፍለንዳይ ኣና

  ማሸላ ኩልኩም  ሓውና  እንቱም ኣናማ  ኣፍለንዳይ  ኣና                    ድግም      ሰላም  ሓይሳም  ዎሓይሳት  ቀርኣት  ወብሳይታት።  ኮፎ  ሃለኩም?  እኩባም   ወስሉማም ዎዑፉያም  ዓድ  በኪቱ?  ንኡሽኩም   ዎዓቢኩም  ምረአኩም?  ዎሚሰማዕኩም?   እላታ  ኢትብሎ ንዋይኩም  ሰኒቱ? ኣሓ  ትደረር  እንሳኩም  ሰብክ  ዎሳግም  ከፎ  ሃለኩም  የሃው? ሸር  ኣለብኩም እንሻኣላህ?  ሕና እብምበል  ሰፈላልኩም    ግሩም  ሃለና።      ሓይሳም  ዎሓይሳት  መደት  ሓተ  ላሓስላ  ዶል  እዳግም  ግልኩም  ትትፈከሮ።  ቀደም  ኣርብዒን  ሰነት እታ  ኣያም  ናይ  ሰውረትናቱ   ጥጋዕ  (መላርየት)  እቡ  ሓመምኮ።  እሊ  ርሕየ  እብ  ሓድ  ዎክንክኒት ቅርጢጥ  ገባእኮ።Read More


عيد الميلاد المجيد

                                                                                                                                                                                   Read More


እወ ብርግጽ ብዝሓለፈ ታሪኽን ዝናን ጥራሕ ክንበር ኣይከኣልን ኢዩ።

እወ   ብርግጽ ብዝሓለፈ  ታሪኽን  ዝናን  ጥራሕ  ክንበር  ኣይከኣልን  ኢዩ።           ሽፋ መ/ኑር        ብ15   ታሕሳስ  2018    ብዝሓለፈ  ታርኽን ዝናን  ጥራሕ  ክንበር  ኣይከኣልን  ኢዩ   ኣብ  ትሕቲ  ዝብል  ኣርእስቲ  ዝተዳለው  ርእሲ -ዓንቅርጽ  ሰደህኤ ኣንቢበ።   ትሕዝቶ  ናይቲ  ርእሲ-ዓንቀጽ  ኣቃልቦይ  ስሒቡ።  ብኡ  መሰረት  ነቲ  ኣርእስቲ  ክጥቅመሉ  መሪጸ።  ስለዚ  ፈለማ  ንኣዳለውቲ  ርእሲ-ዓንቅርጽ  ቤት-ጽሕፈት  ዜና  ሰደህኤ ነቲ  ኣርእስቲ  ክጥቀመሉ  ፍቃድ  ይሓትት።  ቀጺለ ናብ  ጉዳየይ  ክሓልፍ     ነብሲ  ወከፍ  መድረኽ   ናቱ  ተራ  ተጋዳላይ ናቱ  ካድር  ብዝየፈላለየ  ናይ  ሓላፍነት  ቅርጻ  ዝግለጽ ናቱ  መራሒ  ኣለዎ።  ኣብRead More


ርሑስ በዓል ልደት

ርሑስ በዓል ልደት ብምኽንያት በዓል ልደት 2018 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ኣብ ስደት ትርከብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር እንቋዕ ኣብ’ዚ ኣብቕዕና እንዳበልኩ ሰላምታ ከመሓላልፍ እፈቱ። ብስም ኩሎም ኣባላት ሰዲህኤ ከኣ ዓውደ ዓመት በዓል ልደት ብሰላምን ፍቕርን ስኒትን፡ ንኩሉ ስድራ ቤታት ኣሕዋት መሓዙትን ፈትወትን ዝኣኻኽብ ይግበረና። ንዓመታ ከም’ዚ እዋን ከኣ ኣርዑት ጭቆና ካብ እንግደዓ ህዝብና ወሪዱ ራህዋን ሰላምን ክኾነልና እምነ።   ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ኣቦ መንበር ሰዲህኤ 24 ታሕሳስ 2018


ሳልሳይ ምዱብ ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ተኻይዱ፡

            ሳልሳይ ምዱብ ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ተኻይዱ፡ መላእ ኣባላት ሰልፊ ዞባ ኤውሮጳ ዝተረኽብሉ ሳልሳይ ምዱብ ኤኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ብዕለት 21 ታሕሳስ 2018 ተኻይዱ። ኣብ መኽፍቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ ሓው ሓምድ ድራር ንኣባላት እንቋዕ ደሓን መጻኹም’ሉ፡ እዚ ዝካየድ ኣኼባ ኣብ መፈጸምታ ዓመተ ምህረት 2018 በጺሕናሉ ዘሎና ብምዃኑ፡ ዝሓለፈናዮ ዓመት ቅድሚ ኩሉ ኩነታት ህዝብና ሃገርና፡ ደምበ ፍትሕን ሰልፍናን ተበጺሑ ዘሎ ኩነታት ንምግምጋምን ኣብ ሓድሽ ዓመት ከኣ ብሓድሽ ሓይልን መብጽዓን ዝያዳ ካብ ተሞክሮታትና ብዝበለጸ ክንሰርሓሉ ከም መዝለሊ፡ንዝተዋህለለ ተሞክሮታትና ንግብራዊ ስርሓት፡ ንድኽመትና ብብርትዐ፡ ንእተሃላልዋና ብጥርኑፍን ስኒትን ክንጓዓዘሉ ዘኽእል ኣገዳሲRead More


ኣኼባ ኣባላት ምምሕዳር ውድባዊ ቤት ጽሕፈት ሰዲህኤ፡

                                ኣኼባ ኣባላት ምምሕዳር ውድባዊ ቤት ጽሕፈት ሰዲህኤ፡ ምምሕዳር ውድባዊ ቤት ጽሕፈት ሰዲህኤ ብዕለት 15 ታሕሳስ 2018 ኣኼባ ኣካይዶም። ብመጀመርታ ብሓው ብርሃነ ገብረክርስቶስ ሓላፊ ስርዒታዊ ቤት ጽሕፈት ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ስፍሕ ዝበለ መግለጺ ኣቅሪቡ። ሓው ብርሃን ኣብ መግለጺኡ ዘልዓሎ ጉዳይ ብቀንዱ መስርሕ ቃልሲ ሰዲህኤ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ሓድነትን ሓባራዊ ስርሓት ዝተሞርኮሰ ምዃኑ ኣብሪሁ። እዚ ዓብይ ሃገራዊ ዕላማ ከኣ ደገፍ መላእ ኣባላት ሰልፊ ዝረኸበ ብምዃኑ ኩሉ ኣእጃሙ ኣልዒሉ ዝሰርሓሉን ዝቃለሰሉን ዘሎ’ዩ ክብል ተወሳኺ መብርሂ ሂብሉ። ጉዳይ ኣባላት ሰዲህኤ ብዝምልከት ብዘካይድዎ ጻዕሪ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ይኹን ጎረባብቲ ሃገርና ካብ ግዜRead More


ካልእ መስሎዂ ዝበሃል ፈጺሙ የለን!!!

ካልእ መስሎዂ  ዝበሃል  ፈጺሙ  የለን!!!                            ደሃይናይቲ  ኣብ  መጻኢ ዝቀውም  ስርዓት መመላእታ እምበር መተካእታ  ክኸውን  ዝሓስብ  ከይህሉ ንጠንቀቅ    ስርዓት  ህግደፍ  ኣብ  ልዕሊ  ህዝቢ  ኤርትራ  ካብ  ክግመትን  ክሕሰብን    ዝከኣል  ንላዕሊ  ግፍዕታት  ፈጺሙ  ኢዩ።    ዝፈጸሞም  ግፍዕታት  ነግራዊ   እካላዊ  (ናይ ሂወት) ሞራላዊ  ናይ  ስምዒትን  ኣተሓሳስባን  ኣዕነውቲ  ክሳራታት  ኣስዒቦም  ኢዮም።  እቲ  ዝኸፈአ  ማህሰይቲ  ሞራላዊ  ክሳራ  ኢዩ። ምኽንያቱ  ወዲ  ሰብ  ህያው  ኮይኑ  ክነብር  ክልተ  ብእታታት  ኢዮም  ዘድልይዎ። ንሳቶም  ድማ  ሂወታዊ  ነገርን  ሞራላዊ  ነገርን  ኢዮም።      ሂወታዊ  ነገር  ከም  መግቢRead More