Main Menu

February, 2019

 

عنت إسياس يهدف إلي القضاء على الهوية الوطنية الإرترية الجزء الثاني

عنت إسياس يهدف إلي القضاء على الهوية الوطنية الإرترية ” نريد أرض إريتريا و ليس شعبها” الجزء الثاني في الجزء الأول كنا قد عبرنا عن خوفنا  لكي لا تعود بنا الأوضاع إلى ماكانت عليه العلاقات مع رئيس الوزراء الإثيوبي الراحل ملس زيناوي إذا تغيرت علاقة  الحب السرية التي نشأت  الاأن بشكل مثير بين إسياس و الدكتور أبي . ما يجب أن ايثير مقلقنا ومخاوفنا  في هذه المرحلة هو االخوف من “الإنتكاس” و العودة إلى الوراء لكن مايقلقنا أكثرهو ليس من إحتملات فشل  قصة الحب التي تربط  إسياس و دكتور أبي Read More


ስብከት ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ሊቀጳጳሳት ዘመንበረ ኣሥመራ ኣብ ክብረ በዓል ኪዳነምሕረ

ስብከት ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ተስፋማርያም ሊቀጳጳሳት ዘመንበረ ኣሥመራ ኣብ ክብረ በዓል ኪዳነምሕረ   እኖና ኪዳነ ምሕረት ከም ርኅርኅቲ ኣደ ነቲ ፍቁር ወዳ መድኃኒና ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶ፣ “ወይኒ እምበር ተወዲኡዎም፣ ፍቕሪ እምበር ውሒዱዎም፣ ዕርቀ ሰላም እምበር ስኢኖም፣ ነንሓድሕዶም ተጨኻኺኖም፣ ምትእምማን ስኢኖም፣ በዚ ምኽንያት ከኣ ቅሳነት ስኢኖም ይነብሩ ኣለው” ሃየ ገለ ግበር፣ ትብሎ ኣላ። ዘሕገ ልማዳ ምሕረት፣ ለኲሉ ፍጥረት – በዓለ ኪዳነ ምሕረት ፲፮ የካቲት ፳፻፲፩፣ 23 የካቲት 2019 ፍቁራትን ፍቁራንን ካብ ርሑቕን ካብ ቀረባን ዝነገድኩም መፍቀርቲ ኣዴና ኪዳነ ምሕረት፡ ቅድሚ ኲሉ እንቋዕ እግዚኣብሔር ናብዚ ዓመታዊ ክብረ በዓል እዛ ፍትውቲ ኣዴና ብድኃነ ሰላም ኣብጽሓና።Read More


ኤርትራዊ/ኤርትራዊት

ኤርትራዊ/ኤርትራዊት          ክሳብ  መዓስ  ኮንዩ  ክውንነት  ዝንበቦ ደጊምካ  ደጋጊሚካ  ወትሩ  ዝጽብጸቦ ከምኡ ድዩ  ክቅጽል  ፍታሕ  ከይተረኽቦ ከም  ልሙድ  ንሓሳብ  ግብሪ  ከይሰዓቦ እዚ ውጹዕ  ህዝቢ  እንታዩ  ዝኸሰቦ ኣበሎ  ቲ  ሓድነት  ናይ  ኩሉ  ኣላዝቦ መግለጺ  መንነት  ኤርትራዊ  መዓልቦ                    ኤርትራዊ      ጉዳይስ  ተተንቲኑ  ምሒር  ተገሊጹ      ዘዝተኸፍተ  ኣፍ    እምዛ  ወርጺጹ      ጽኑዕን  በዂባኹን ኩሉ  ተፈሊጹ      ብትርጉም ደሞክራሲ  ኣእምሮ  ተናዊጹ      ዝዝረብ  እምበር  ዝጭበጥ  ተበቚጹ      ስኣን  ሓድነት   ህዝቢ  ተረጊጺ      ግብሪRead More


VATICAN NEWS

VATICAN NEWS 14 -02 2019 ዝተዘርግሐ ወረ እዚ አብ ታሕቲ ከምቲ ዘለዎ ተተርጒሙ ዝቐርብ ጹሑፍ ብጥንቃቐን ፖለቲካዊ ትንታነ ክዋሃቦ ዘለዎ ኮይኑ፡ ደምበ ፍትሒ ብሓባርን ኣብ ቦታ ውልቀ መላኺ ስርዓተ ኢሳያስ፣ ክምልስ እንተ-ዘይኪኡሉ፣ አብ ገዛእ ጉዳዩ ተዓዛብን ንዝውሰድ ስጉምትታት ካብ ምንቃፍ ሓሊፉ ካልእ ዕድል ከምዘይህልዎ ከይከዉን፡ፉጡንን ቁልጡፉን ትዕዝብቲ ክህልዎ ይግባእ። ሕሰብ ኣስተውዕል ተመራመር ተበራበር። ኢትዮጵያ፡ ሊቀ-ጳጳስ (cardinal) ሱራፊኤል ኣብ ኮሚሺን ንዕርቅን ሰላምን ሓደ ስያመ(ሕርያ)፣ብኹሎም ተቐባሊ ዝረኸበ፣ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ፣ናይ ረፑብሊካዊት ዲሞክራስያዊት ፈደራላዊት ኢትዮጵያ ዝተዋህበ መግለጺ፣ ንሊቐ ጳጳስ ሱራፊኤል ኣዋሃሃዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዕርቅን ሰላምን ዝኣመተ እዩ። እዚ ተበግሶ’ዚ ድሕሪ ኣብታ ኣብ ቫቲካንRead More


The Erosion and Surrender of Eritrean Sovereignty:

The Erosion and Surrender of Eritrean Sovereignty: The Work of a Well-Implanted Predatory Mole in the Eritrean Liberation Struggle “If it looks like a duck, walks like a duck, swims like a duck, and quacks like a duck, then it is a duck.” A 19th Century American poet Dr. Gebre Gebremariam Introduction: The history of the Eritrean liberation struggle is replete with secrecies, lack of transparencies and accountabilities, mistrusts, internecine warfare, wide spread disappearances of nationally important figures under very suspicious circumstances, deep-rooted inhumane treatments of Eritrean subjects, etc. TheRead More


تعنت إسياس يهدف القضاء علي الهوية الوطنية الإرترية

                                  تعنت إسياس يهدف القضاء علي الهوية الوطنية الإرترية                                      إثيوبيا تريد أرض إرتريا ولا تريد شعبها .                                                             الحلقة الأولي خاض الشعب الإرتري نضالات مريرة  وطويلة في ظل ظروف معقدة ليس لها مثيل  من أجل تحرير  إرتريا  من الإستعمار الإثيوبي ودفع الثمن الباهظ  في سبيل قضيته الوطنية . والحقيقة ان الثورة لاثقهر وإرادة شعوبها وقدم الشعب  الإرتري أروائحه وأرواح أبنائه فداءاً من أجل تحرير إرتريا . وأنتصرعلي العدو الإثيوبي رغم عتاده وسلاحه المتطور والمتفوق عليه كثيراً .  وحرر إرتريا ومن ثم أنجز الإستقلال السياسي التام . ومن أحل إرترياRead More


أهمية الإنسان و الوقت في إنتصار كفاحنا

أهمية الإنسان و الوقت  في إنتصار كفاحنا أساس هذا الموضوع هو بصفة عامة بخصوص ما يصادفنا كأفراد من فرص واوضاع خاصة أثناء مسيرة نضالنا من أجل قضية شعبنا و وطننا و كيفية الإنستفادة من تلك الفرص والأوضاع الخاصة وتحويلها لصالحنا.  نحن نقيم  الوقت , فكيف يقمنا الوقت .  رغم أن الوقت نفسه  يقاس أو يحدد بمعايير حدودة , إلا إن له تسلسل غير محدود. الوقت في العلوم و الطبيعة له معايير ومقاييس محددة. الوقت لا يخرج من حلقة  العلوم و الطبيعة. كان الوقت  قديما  يقاس بفترات زمنية محدودة مثل منRead More


ኢሳያሳዊ ምንቃጽ/ምድራቕ ፍልፍል ኤርትራውነት፡ ውዲት ንትግባረ ኢትዮጵያዊ ኢስትራተጂ ካልኣይ ክፋል

ኢሳያሳዊ ምንቃጽ/ምድራቕ ፍልፍል ኤርትራውነት፡ ውዲት ንትግባረ ኢትዮጵያዊ ኢስትራተጂ “ኤርትራ መሬታ’ምበር ህዝባ ኣይድልየናን ኢዩ” ካልኣይ ክፋል ኣብ ቀዳምይ ክፋል፡ እዚ ሕጂ ኣብ መንጎ ኢሳያስን ዶ/ር ኣብዪን ዘሎ ምስጢራዊ ፍቕሪ ናብ ጽልኢ ከይቕየር’ሞ፡ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ መንጎ ኢሳያስን ነብሰሐር መለስን ዝነበር ኩነታት ከይደግሰና ንፈርሕ ኢልና ነርና። እቲ ሕጂ ክንፈርሖ ዘለና “ደግሲ” ግን፡ ኢሳያስን ዶ/ር ኣብዪን ከይጻልኡ’ሞ፡ ንኤርትራን ንኢትዮጵያን ካኣ ናብ ዳግማይ ናይ ዶብ ውግእ ከየእትውወን ዘይኮነስ፡ እቲ ፍቕሪ ናብ ‘መርዓ’ ተለዊጡ፡ ኤርትራ ካኣ ናይ ኢሳያስ ገዝሚ ኮይና ናብ ኢትዮጵያ ከይትኸይድ/ከይትድመር እሞ፡ ህዝቢ ኤርትራ ካኣ ናብ ካላኣይ ናይ ሓርነታዊ ቃልሲ ክኣቱ ከይግደድRead More


ኢሳያሳዊ ምንቃጽ/ምድራቕ ፍልፍል ኤርትራውነት፡ ውዲት ንትግባረ ኢትዮጵያዊ ኢስትራተጂ ቀዳማይ ክፋል

ኢሳያሳዊ ምንቃጽ/ምድራቕ ፍልፍል ኤርትራውነት፡ ውዲት ንትግባረ ኢትዮጵያዊ ኢስትራተጂ “ኤርትራ መሬታ’ምበር ህዝባ ኣይድልየናን ኢዩ” ቀዳማይ ክፋል ኣብቲ ንናጽነት ዝተገብረ ነዊሕን ጽንኩሩን ተጋድሎ፡ ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ዝነብር ዝነበረ  ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጻወቶ ተራ መዋዳድርቲ ኣይርከቦን ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ቑልዒ ሓዊ ገድሊ ከይጠፍእ ደጒሉ ዘሕደረ፣ ሰውራ ዘዕቖበ፣ ተጋዳላይ ዘዐንገለ፣ ምስጢር ሰውራ ዝዓቀበ፣ ሂወት ደቁን ሂወቱን ንሰውራ ዝለገሰ፣ ንጸላኢ ብዘይዕጥቂ፡ ብጥበብን ብልቦናን ዝመከተን ዝሳዓረን፣ ኮታ ብሓፈሽኡ፡ ንሰውራ ኣብ ማእገሩ ሓንጊሩ ናጽነት ኤርትራ ክውን ዝገበረ ህዝቢ ኢዩ። ኣብዚ ጽንኩሩን ነዊሕን ጉዕዞ ሰውራ እዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ-መዳያዊ ከቢድ ዋጋ ኢዩ ከፊሉ።  መንእሰይ ኤርትራ፡Read More


ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ

ሰላማዊ ሰልፍታት ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ብቀዳምነት ስላም ንኹሉልኹም እቶም ብዕለት 2/10/19 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ማይን ቁርን ከይበገረኩም ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ሃገር ኤርትራን ቀጺልኩም ከኣ ኣብ ቀጽሪ ወጻኢ ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ብምኻድ ” ልዑላውነት ኤርትራ ይኸበር “ ፍትሕን ስላምን ዲምክራስን ኣብ ኤርትራ ይንገስ ። እሱራት ይፈትሑ ፣ ቅዋም ይተግበር ፣ ክትብሉ ኣብ ምቅላሕ ዝወልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ። ንምዃኑ ምስጋና እተደልዩሉ ኣይመስለንን ። ምኽንያቱ ስውኣትናን ስንኩላትናን ፣ ብዓቢኡ ከኣ ሃገርና ኤርትራ ብሓደ ከዳዕ ጉጂለ ኣብ ሓደጋ ናይ ምጥሓል ትገማገም ስለ ዘላ ፣ንምድሓና ሰላማዊ ሰልፊ ጥራሕ ዘይኮነ ህወትኩም እውን ክትህቡ ድሉዋትRead More