Main Menu

Wednesday, February 6th, 2019

 

መሪሕነት ሰዲህኤ ኣኼባታት ኣካይዱ ፡

                             መሪሕነት ሰዲህኤ ኣኼባታት ኣካይዱ ፡ ብዕለት 2 የካቲት ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ብዕለት 3 የካቲት 2019 ኣባላት ባይቶ ሰዲህኤ ዝርከብዎ ኣኼባታት ተኻይዶም። ኣቦ መንበር ሰልፊ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ ብዛዕባ ሃገርናን ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ ጽንኩር ኩነታት ኣመልኪቱ ከም ሰልፍን ከም ደምበ ተቃውሞ ኣብ ዲሞክራሲያዊት ኤርትራ ፍትሒ ንምትካል፡ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ዝካየድ ቃልሲ ክስራሕ ዘለዎ ከቢድ ጾር ህዝብና ብትግሃት ዕላማና ኣብ ሽቶ ክበጽሕ ንቅድሚት ከነማዕዱ እንከለና ንረብሓ ህዝብና ዘይውዕልን ካብ መስመር ቃልስና ከይተፈንተትና ምንጭታቱ ዘይፍለጥ ሓበሬታት ካብ ምስሳይን ግዳያቱ ካብ ምዃን ክንጥንቀቕ ይግባእ። ንሕጋዊ ህዝባዊ ሕቶና ከኣRead More


ፍ ት ሒ

ፍ ት ሒ ብቆልዑትና ኣደታትና ካብ ዱዃን ቡን ወይ ሽኾር ክንገዝኣለን ክልእካና እነከለዋ መብዛሕትና ይዝከረና ይኽውን ። ዋና ድዃን ክትኸውን ብሕጊ ጥዑይ ሚዛን ምስ እተፋላለየ ክብደት ዘለወን ሓጻውን ካብ 5ኪሎ ንታሕቲ ገጽካ ክሳብ ናይ 50 ግራም ክህልወኻ ይግባኣ ።ገሊኦም ሰብ ዱዃን ግን ማዕረ እተን ሓጻውን መዚኖም እምኒ ይሰርሑ እሞ ይጥቀሙ ነይሮም ። እዞም ከምኡ ዝገብሩ ግን ብወተሃደራት መዛገጃ ቤት እንተ ተርኪቦም መቅጻዕቲ ይወርዶም ነይሩ ። ስለዚ ሓደ ኪሎ ቡን ምስ እተደሊ ፣ እታ ናይ ሓደ ኪሎ ሓጺን ብሓደ ወገን ኣብቲ ሽሓኒ በቲ ካላእ ወገን ከኣ እቲ ቡን ገይሩ እታ ሚዛንRead More


ዝተቐብረ ህ.ግ.ደ.ፍ ከተምልኹ ኣይትንበሩ!

               ዝተቐብረ ህ.ግ.ደ.ፍ ከተምልኹ ኣይትንበሩ!                                        ወከልቲ ኢስያስ ዘካይድዎ ሰሚናራት እንታይ ይመስል? ደስበለ መሓሪ           ኣብ ምብጋስ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘስመዖ መደረን ዘርኣዮ ዘይንቡር ባህርያትን ዘይሓለፍነታዊን  ዕሸላዊን ኣገባብን፣ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ከምዘገረመን ከምዘሰክፈን ግሁድ እንዳኮነ ክኸይድ ጸኒሑ ኣሎ፡ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ  ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝሃቦ ንሃገረ ኤርትራ ዝምልከት መግለጺታት ምስቲ ዝተራእየ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጠገለ ዝሰኣነ ሸብዳዕዳዕ ተደሚሩ ኣብቶም ደገፍትና ኢዮም ዝብልዎም ኤትራውያን ዜጋታት’ውን ከይተረፈ ዓቢ ቁጠዐን ተስፋ ምቑራጽን ከምዝፈጠረ ስለዝተረድኡ፣ ኣምባሰደራት ኢሳያስ “ሰሚናራት” ከካይዱ ክጓየዩ ይረኣዩ ኣለዉ። ነቲ ተፈጢሩ ዘሎ ናህሪን ሕርቃንን ህዝቢ ንምዝሓል ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራትRead More