Main Menu

Monday, April 1st, 2019

 

“ መርዚ ኣብ ሓዱሽ ጥ ርሙዝ ”

“ መርዚ ኣብ ሓዱሽ ጥ ርሙዝ ” ፡ ህዝቢ ኤርትራ “ ልቦና ኤርትራዊት ቆላዓ ” ኣይኽላ እ ኻ ዶር . ገብረ ገብረማሪያም መቸስ፡ ከምቲ ኣቦው ዝብልዎ፡ “ ምብላዕካ ዝለመደስ ነንክርኤካ የምባሁቕ ”  ግዲ ኮይኑ፡ ኢሳያስን ስርዓቱን ካኣ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ምትላል ስለዝለመዱ፡ ሕጂ እቲ ኣብ ርእሲ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ብቀጻሊ ክገብርዎ ዝጸንሑ “ ክሕደትን ጥልመትን ” ተጋሊጽሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን’ውን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ምትላል ሽርሒታቶም ነኸተግብሩ ሸበድበድ ክብሉ ቀንዮምን ኣለዉን። ኣብ ዝሐለፈ ዳርጋ ሓደ ዓመት ምሉእ፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ጸልማት ኣቐሚጦም፡ ንልዕላውነትን ሃገራዊ መንነትን ኤርትራ ኣብ ዕዳጋ ዘውረዱ ተግባራትን መደረታትንRead More