Main Menu

Wednesday, April 3rd, 2019

 

“كفاية”، الصدى الشعبي الذي زلزل جزور نظام الهقدف الديكتاتوري!

لإفتتاحية ٣١ مارس ٢٠١٩ “كفاية”، الصدى الشعبي الذي زلزل جزور نظام الهقدف الديكتاتوري! عملية السلام المشبوهة بين نظام الهقدف و إثيوبيا التي بدأت في شهر يوليو من العام الماضي وتواصلت فاعلياتها حتى الأسابيع القليلة الماضية أثارت غضب الشعب الإرتري الذي إعتبر كل ما قامت زمرة الهقدف المتواطئة خيانة عظمى لا تغتفر وعبر المواطنون الإرتريون عن غضبهم الشديد بشتى السبل و الوسائل، على سبيل المثال بدأ المواطن الارتري أمانئل بحملة “كفاية” والتي لاقت في وقت وجيز التأييد والمتابعة من الجماهير الإرترية في الداخل والخارج . خاصة الجماهير الإرترية في الداخل تفاعلتRead More


ህግደፍ መንነት ክዕድል ፍጹም መሰል የብሉን

ህግደፍ መንነት ክዕድል ፍጹም መሰል የብሉን  ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዕለት 3/18/19 ብሓው ገዲም ተጋዳላይን ደራስን ንጉሰ ሃይለ “ መንሰዓይ “ ትግረ ዝብሃል መንነት የለን  ስለዚ ነቶም ኣብ ምብራቓውን ምዕራባውን ቆላታት ኤርትራ እንነብር ኣሕዋትኩም ኤርትራውያን “ትግረ “ እናበልኹም ኣይትጸዉዑና ክብል ሓደ ምሕጽንታ ኣማሓላሊፉ ነይሩ ። ስለዚ እቶም ኣሕዋትና ነዛ ቓል እዚኣ እትጥቀሙ ፣ ብፍላይ እቶም ኣብ ዘመነ ህግደፍ ተወልድኹም ብዘይድልየትኹም ፣ ብህግደፋዊ ስነ ሓሳብ ዝዓበኹም መንእሰያት ፣ እዚ ሎሚ ዝቅረቦ ዘሎኹ ሓጺር ጽሑፍ  ሓጋዚ  ኾይኑ ከትረኽብዎ ተስፋ ይገብር ። ዝሓለፈ ታሪኽና ጽቡቅ ይኹን ሕማቅ ክንፈልጦ እንኾሎና ፣ ንመጻኢ ጉዑዞና መወከስን ሓባርንRead More