Main Menu

Friday, April 5th, 2019

 

ንጸላኢኻ ኣነጺርካ ምፍላጥ መሰረታዊ ተደላይንት ኣለዎ!

ንጸላኢኻ  ኣነጺርካ  ምፍላጥ መሰረታዊ  ተደላይንት  ኣለዎ!             ኣሸበሮም  መሓሪ          ስርዓት  ውልቀ  መላኺ  ንኤርትራ  ሃገርና   ኣብ  ዕዳጋ  ከምዘውረደ  ኩሉ  ኤርትራዊ  ዝረኣዮን  ዝሰሞዖን  ሓቂ  ኢዩ።   ንሃገር  ንምሻጥ  ደፊሩ  ክብገስ  እንከሎ  ደጊምስ  ህዝቢ  ኤርትራ  ሂወት  የብሉን ኢሉ  ኢዩ  ነቂሉ።  ሃገርን  መንነትን  ኤርትራ  ግን  ብቀሊሉ  ዝሽየጡ  ከምዘይኮኑን ሂወት  ከምዘለዎምን  ኣመስኪሮም  ህዝቢ  ኤርትራ  ይኣክል  ኢሉ ኣንጻር  ዲክተተር ነዲሩ  ተላዒሉ።   ካልእ  እቲ  ንጸሊም ዕዳጋ   ዝወስድ  መንገዲውን ከምቲ  ዲክተተር  ዝሓሰቦ ብቀሊሉ  ዝስገር  ዝተመድመደ  ጎደና  ኮይኑ  ኣይጸኖሖን።  እቲምንታይሲ   ናብ  ጸሊም  ዕዳጋ ኣብ ዘምርሕ  መንገዲRead More