Main Menu

Friday, April 19th, 2019

 

ልኡኽ ሰለስተ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ መእተዊ ካልኣይ ጉባኤ ሃባዲለ ተሳቲፉ

  ልኡኽ ሰለስተ ሓይልታት ኤርትራ ኣብ መእተዊ ካልኣይ ጉባኤ ሃባዲለ ተሳቲፉ ብመሰረት ኣሰናዳኢት ካልኣይ ጉባኤ ዝቀረበ ዕድመ ኣብ ሓድሽ ኣወዳድባ ዝርከቡ ሓይልታት ማለት ሰዲህኤ፡ መደረኽ ንሃገራዊ ዘተ፡ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ ዝውክሉ ልኡኻት ኣቶ ዓብዱራሕማን መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ወ/ት ሰምሃር ገብረስላሴን፡ ኣቶ ኣንቶንዮ ተስፋይ ዝርከብዎም ቃል ምሕዝነት ንምቅራብ ኣብ’ቲ ብዕለት 16ን 17ን ሚያዝያ 2019 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ኣብ መእተዊ ካልኣይ ጉባኤ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ተሳቲፎም። ይኹን’ምበር ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታ ብምኽንያት ስራሕ ኣብ’ቲ ቦታ ክርከቡ ኣይከኣሉን። ቃል ምሕዝነት ንኸመሓላልፉ ዝተላእኹ ኣባላት ንዝተገብረሎም ዕድመን ድሙቅ ኣቐባብላ ብምምስጋን ካብ’ዚ ሰለስቲኡ ሓይልታት ኤርትራRead More