Main Menu

May, 2019

 

رسالة من مواطن

رسالة من مواطن في مثل هذا اليوم، الجمعة  الرابع والعشرين من مايو عام 1991 دخلت جحافل الجيش الشعبي العاصمة أسمرة رافعة راية الحرية فأصبح هذا اليوم  يمثل اليوم الوطني لإرتريا الذي سيبقى خالدا في فؤاد كل الإرترين رغم كل الجروح و الألام التي يعانون منها. و بهذه المناسة العظيمة أقدم أقدس التهاني لكل الشعب الإرتري أينما كان و أقول لوطني إرتريا:-   وطني الجريح  حتما سيطيب جرحك  عندما يزول نظام الهقدف من على وجه ترابك وغدا سيعودون أبناءك الذين هجرهم إسياس وزمرته.  سيعودون متسلحين بالعلم والمال الذي حرمهم من إكتسابه علىRead More


ጠመተ ዓወት ውዕሎ ዜጋታት ኤርትራ መበል 28 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ 2019 ፍሉይነቱን

ጠመተ ዓወት ውዕሎ ዜጋታት ኤርትራ መበል 28 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ 2019 ፍሉይነቱን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከብ ደላይ ፍትሕን ሰላም ዝኾነ ኤርትራዊ ዜጋ መበል 28 ዓመት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ 2019 ብውሕሉል ኣገባብ፡ ብሓደ ሓባርዊ ክቡር ሃገራዊ በዓል፡ ብፍቅርን ስኒትን፡ ሙሉእ ልባዊ ህዝባዊ ሓጎስ ዝመልኦ፡ ህዝቢ ዝውንኖ ስውኣቱ፡ ስንኵላቱ፡ ታሪኹን ኣደራዕ ህዝቡ ጭቆናን መግዛእቲ ልዕሊ ኩሉ ከኣ ጅግንነት ኤርትራውያን ታሪኽ ዝተመሰከረሉ በዓል ኣካይዱ። ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ካብ 35 ፈደራል መንግስታት ዝተወከሉ ሽማግለታትን ህዝብን ዝርከብዎም፡ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣሜሪካ ፖርትላንድን ስያትልን ብተመሳሳሊ ክበዓል እንከሎ ክሳብ ሎሚ ካብ ዝበጽሓና ሓበሬታRead More


لإجتماع المشترك لقواعد وقيادات الحركات الثلاثة التي تسعى لتوحيد صفوفها

الإجتماع المشترك لقواعد وقيادات الحركات الثلاثة التي تسعى لتوحيد صفوفها عقد يوم أمس السبت الموافق 18 مايو 2019 إجتماعا عاما ضم كل أعضاء الحركات الثلاثة التي تعمل في عملية تنظيمية جديدة لتوحيد صفوفها.  وكان الهدف من عقد هذا الإجتماع المشترك لأعضاء  وقيادات  الحركات الثلاثة  هو لبحث الأوضاع الراهنة للعملية الوحدوية التي يجري التحضير لها وذلك بتقريب وجهات النظر و الخروج بأراء و مفاهيم مشتركة قبل إنعقاد المؤتمر. رغم أن مثل هذه الإجتماعات ألفناها عبر المراحل المختلفة من تأريخنا النضالي إلا أن هذا الإجتماع كان إجتماعا ضروريا وفرصة سانحة التي مهدتRead More


ኣብ መስርሕ ሓድሽ ውዳበ ዝርከብ ሓይልታት መላእ ኣባላተን ዝተረኽብሉ ኣኼባ ተኻይዱ፡

ኣብ መስርሕ ሓድሽ ውዳበ ዝርከብ ሓይልታት መላእ ኣባላተን ዝተረኽብሉ ኣኼባ ተኻይዱ፡ ኣብ ትማሊ መዓልቲ ቀዳም ዕለት 18 ግንቦት 2019 ኣብ መስርሕ ሓድሽ ውዳበ ዘሎ ሓይልታት መላኣ ኣባላት ዝተረኽብሉ ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ ኣብ መንጎ ሰለስቲኡ ኣባላት መሪሕነትን መሰረታት ምንቅስቓሳት ዝተረኽብሉ ንህሉው ኩነታት መስርሕ ሓድሽ ኣወዳድባ ክሳብ ጉባኤ ሓባራዊ ተረድኦ ንክህሉ ብሓሳብን ርእይቶን ምቅርራብ ሓድሕድ ምርድዳእ ንምግባር ዝዓለመ ኮይኑ፡ ኣብ ዝተፈላልየ መድረኽ ቃልሲ ዝፋለጥ ዝነበረን ባእታታት’ኳ እንተኾነ’ውን ምስ መንእሰያትን ደጊሙ ኣብ’ዚ ሓባርዊ ኣረዳድኣ ምምስራት ሓድሽ ውድበ ብዕግበት ዝቃለስ ዘሎ ሓድሕድ ንምልላይ’ውን መደብ ሒዙ ዝተበገሰ ነበረ። ካብ ዝተፈላልየ ክፍለ ዓለማት ኣብ ሓደRead More


ስልጣን ይውሰድ እምበር ኣይወሃብን

 ስልጣን ይውሰድ እምበር ኣይወሃብን ክብሮም ግረነት 5/18/19                       ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሰደት ዝነብር ዘሎ ድሕሪ ዝምታ ናይ ነዊሕ ዓመታት ፣ ሎሚ ዲጊም ይኣክል በዚ ከዳዕ ኣይንግዛእን ክብልን ክእከብን ክውደብን ምርኣይ እንቛዕ ነዚ ኣብቓዓና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ፣ መፈጸምትኡ ከኣ እዚ ከዳዕ ተወጊዱ ብህዝባዊ መንግስቲ ተተኪኡ የርእየና ። ተሪፉና ዘሎ ጉዑዞ ሓጺር ይኹን እምበር ብዙሕ ውረድን ድይብን ክህሉዎ ናይ ግድን እዩ ። እዚ ኣብ መላእ ዓለም ተላዒሉ ዘሎ ኤርትራዊ ማዕበል ፣ልዑላውነት ሃገሩ ኣሕሊፉ ዝህብ ከምዘይኾነ፣ ጸላእቱን ፈተውቱን ብዝርድእዎ ቛንቛ ፣ነቶም ክሳብ ሕጂ ካብ ሕልሞም ዘይተበራበሩ ትምክሕተኛታት እውን ዓዲ ምርሓቅ ዕጥቂ ምፍታሕRead More


ሃገር

 ሃገር ህዝሃገርን ህብን  ንምድሓን፣ ኢለን ጽውዒት ዝገበራ ኣደታት፣ቁኑዑን ሉዑሉን ራኢ፣ብጉቡእ-ዶ ተገንዚብናዮ ንኸውን፡ እንታይ እዩ ንሓንቲ ሃገር፣ሃገር ከብላ ዝኽእል፣ዝብል ኣርእስቲ ብ- 11 /ሕዳር/1882 ኣብ ሶርቦና(ፈረንሳ) ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ታላዒሉ ተዘትይሉስ፣ስጋብ እዛ እዋን እዚኣ፣ ነቲ ሽዑ ዝተዋህበ መልሲ ዘፍርስ እኳ እንተዘይ-ተርኽበ፡ክም ፍልስፍናን ስነሓሳብን ግን መምስ እዋኑን መድርኹን ብምምዛን መዛተይን መካትዕን ኮይኑ፤ፖለቲካዊ ውሳነን ስጉምትታት እና ተወስደ፡ኣብ ዓለምና ዘለዋ ሃገራት፣ንዕአን ዘካይድ ስርዓታት ዝውስና፣ ኣብ ርእሲ ምኽዋነን፣እቶም ሰብ መዚ/ምልኪ ዝሓዙ፣መስርሕ ስልጣኖም ንምዕባይ ህርድግ ክብሉ ከለዉ፤ ዝተፈልዩ ሰባት ክኣ ድላበ ሃብቲ ዝረኽብሉ፣ዝጥቀምሉ መስርሕ ፖለቲካዊ መዳያት ብምስናድ፣እዛ ኣብዘይዓርፍ ህውከትን ዘይተማጣጠነ ናብራ ሂወት ደቂሰባት ዝነብሩላ፣ዓለምና ኢና እንነብር ዞሎና። ኣፈRead More


እታ ዓባይ መርከብ ናይ ለውጢ ትምርሽ

   እታ ዓባይ መርከብ ናይ ለውጢ ትምርሽ ካልኣይ ክፋል ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ጹሑፍ፣እታ ዓባይ መርከብ ሓድነት፣ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ሃገርን ህዝብን ዞባ ኤውሮጳ፡ ከምቲ ዝተበገሰቶ ንቕሎኣ፣ብቑኑዕ መገድን ሓባሪ ቡሶላን ብምስፋፍ፡ንህዝብኻ ጎስጓስን ተወዲቡ ክዋሳእን፣ኣብ ናይ ሓባር መኣዲ-ዘተ ክሳተፍን፣ ነቶም ተወዲቦም ግናኸ ብቕናት ሓድነት ዘይተዓጠቑ፣ኣብ ባይታ እንካን ሃባን ጡዑይ መስርሕ ፖለቲካ ብምጥቃም፣ምክልኻል ሃገር፣ሓድነት ህዝቢ ቅድም ሰሪዖም፣ኣብ ሓደ ጽላል ንምብጻሕ ዉዑል ዝኽተመሉ መስርሕ ስርሓት ይካየድ ኣሎ። እተን ዝተፋላለያ ሓይሊ ዕማማት ነቲ ራኢን ዕላማን ሽቶን ንምትግባሩ፣ንተልእኾ ጉባኤ ፍራንክፈርት፣ብዓቕመን ብዘፍቅዶ ንምትርጓሙ ይዋስኣ ምህላወን ይሕበር። ኣብዚ እዋን’ዚ ዓው ኢሉን ሓኒኑን ይኣክል ግዝኣተ ውልቀ መላኺ፣የብቅዕ ምፍልላይ፡ንንቀል ሓቢርና ንምስራሕን፣ንኹላትናRead More


JOINING THE YOUTH IN SUPPORT OF ‘ENOUGH IS ENOUGH’ MOVEMENT

JOINING THE YOUTH IN SUPPORT OF ‘ENOUGH IS ENOUGH’ MOVEMENT Dr. Tesfa G. Gebremedhin In Eritrea, 1991 was the year of jubilation and rejoicing of the victory of the 30-year of relentless armed struggle for the national independence and liberation. It was the year of heroic triumph and majestic advance and entry of the gallant EPLF army to Asmara. It was the agony of defeat and humiliation of the huge Ethiopian army and its supporters and it was the end of the final chapter of colonial occupation and aggression inRead More


ዜና ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውዳበን ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገረን

ዜና ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውዳበን ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገረን ዜና ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውዳበን ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገረን ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ኦፊቻል ሩም፣ ወግዓዊ ዕድመ ብዝተገብረሎም ኣጋባብ፣ነቲ ተዐጢቖም ሒዞሞ ዘለዉ ህዝብኻ ምጥርናፍን ምጉስጓስን ሓቢርካ ምስራሕን፡ምስ ኣብ ሶቻል ሚድያ ዝዋስኡ ህዝብና ነቲ ቁኑዕ ተበግሶ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ዞባ ኤውሮጳ ከበስሩን ከብርሁን ዑቱብ ስራሕ ኣማሊኦም። ከም ኩሉ ግዜ ሕድሪ ጀጋኑና ኣቃራርቡኡ ብኣኽብሮትን ኣጋባብ ዝሓዘለ ጸዋዕን ሃገራዉን ባህላዊ ደርፊ ብምኽፋት ነቲ ዘይሕለል ስኒትና ብቐጥታ ክማሓላለፍን ይስነድን ምህላዉ ድሕሪ ምክትታል፣ነጋይሽ ሒዞሞ መጺኦም ዘለዉ አርእስቲ ብኑጹር ድሕሪ ምሕባር ብክፉትRead More


ውደባ

ውደባ               ኣሸበሮም  መሓሪ        ባይሎጂካዊ  ኣቃውማና  ንዝተፈላለዩ  ዕማማት  ኣካላትና ብዝፍጽሙ  ዝተወደቡ  ክፍልታት  ዝቆመ  ኢዩ።  ስለዚ  ከም  ደቂ  ሰባት  መጠን  ኣፈጣጥራና  ውዱብ  ኢዩ።  ድሕሪ  ኣብ  ህልውና ምምጻእናውን ንሂወትና  ብዝተወደበ  መልክዕ  ኢና  እንመርሕ። ውደባ  ካብቲ  ዝተሓተ  ክሳብቲ  ዝለዓለ  ንሂወትና  ኣብ  ዘድልዩ  መዳያት  ወሳኒ  ተደላይነት  ኣለዎ። ስለዚ  ውደባ ሓደ ካብቶም  ኣብ  ኣፈጣጥራና  ወሳኒ  ዝኾኑ መዳይ ካብ ኮነ  ካብ ወደባ  ወጻኢ  ዝኾነ  ሂወት  የብልናን።  ውደባ  ኣብ  ብዙሕ  መዳያት  ከፋፊልካ  ክግለጽ  ይከኣል።  ኣብዚ  ዘለናዮ  መድረኽ  ሓደ  ካብቶም  ንህዝብን  ሃገርን ኤርትራ  ዓቢ  ብድሆ  ኮይኑ  ዝርከብ    ኣብRead More