Main Menu

Saturday, May 18th, 2019

 

ሃገር

 ሃገር ህዝሃገርን ህብን  ንምድሓን፣ ኢለን ጽውዒት ዝገበራ ኣደታት፣ቁኑዑን ሉዑሉን ራኢ፣ብጉቡእ-ዶ ተገንዚብናዮ ንኸውን፡ እንታይ እዩ ንሓንቲ ሃገር፣ሃገር ከብላ ዝኽእል፣ዝብል ኣርእስቲ ብ- 11 /ሕዳር/1882 ኣብ ሶርቦና(ፈረንሳ) ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ታላዒሉ ተዘትይሉስ፣ስጋብ እዛ እዋን እዚኣ፣ ነቲ ሽዑ ዝተዋህበ መልሲ ዘፍርስ እኳ እንተዘይ-ተርኽበ፡ክም ፍልስፍናን ስነሓሳብን ግን መምስ እዋኑን መድርኹን ብምምዛን መዛተይን መካትዕን ኮይኑ፤ፖለቲካዊ ውሳነን ስጉምትታት እና ተወስደ፡ኣብ ዓለምና ዘለዋ ሃገራት፣ንዕአን ዘካይድ ስርዓታት ዝውስና፣ ኣብ ርእሲ ምኽዋነን፣እቶም ሰብ መዚ/ምልኪ ዝሓዙ፣መስርሕ ስልጣኖም ንምዕባይ ህርድግ ክብሉ ከለዉ፤ ዝተፈልዩ ሰባት ክኣ ድላበ ሃብቲ ዝረኽብሉ፣ዝጥቀምሉ መስርሕ ፖለቲካዊ መዳያት ብምስናድ፣እዛ ኣብዘይዓርፍ ህውከትን ዘይተማጣጠነ ናብራ ሂወት ደቂሰባት ዝነብሩላ፣ዓለምና ኢና እንነብር ዞሎና። ኣፈRead More