Main Menu

Sunday, May 19th, 2019

 

ስልጣን ይውሰድ እምበር ኣይወሃብን

 ስልጣን ይውሰድ እምበር ኣይወሃብን ክብሮም ግረነት 5/18/19                       ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሰደት ዝነብር ዘሎ ድሕሪ ዝምታ ናይ ነዊሕ ዓመታት ፣ ሎሚ ዲጊም ይኣክል በዚ ከዳዕ ኣይንግዛእን ክብልን ክእከብን ክውደብን ምርኣይ እንቛዕ ነዚ ኣብቓዓና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ፣ መፈጸምትኡ ከኣ እዚ ከዳዕ ተወጊዱ ብህዝባዊ መንግስቲ ተተኪኡ የርእየና ። ተሪፉና ዘሎ ጉዑዞ ሓጺር ይኹን እምበር ብዙሕ ውረድን ድይብን ክህሉዎ ናይ ግድን እዩ ። እዚ ኣብ መላእ ዓለም ተላዒሉ ዘሎ ኤርትራዊ ማዕበል ፣ልዑላውነት ሃገሩ ኣሕሊፉ ዝህብ ከምዘይኾነ፣ ጸላእቱን ፈተውቱን ብዝርድእዎ ቛንቛ ፣ነቶም ክሳብ ሕጂ ካብ ሕልሞም ዘይተበራበሩ ትምክሕተኛታት እውን ዓዲ ምርሓቅ ዕጥቂ ምፍታሕRead More