Main Menu

June, 2019

 

ስጋ እንተ ወደቀት ሓመድ ሕዛ ትትስእ

ስጋ እንተ ወደቀት ሓመድ ሕዛ ትትስእ  ኣበው ክምስሉ እንከለዉ ስጋ እንተ ወደቅት ሓመድ ሒዛ ትትስእ ይብሉ ። ሰብ ከኣ ካብ ሰብ ስለ ዝውለድ፣ ምስ ቤተሰቡን ምስ ጎሮባብቱን ብሰላምን ፍቅርን ክነብር እንከሎ፣ ኩሉ ሕብረተሰብ ተረባሒ ይኸውን ። ኣብ ኤርትራ እተፈላለያ ሕብረተሰባት ከም ምህላውን መጠን ግርጪታትን ባእስን ክህሉ ናይ ግድን እዩ ። ድሕሪ ባእሲ ከኣ ዐርቂ ይመጽእ ። ስለዚ ወዲ ጎደቦኻ ዝኮነ ሰብ ቂቲልኻ ተዘኒኻ ክትነበር ኣይትክእልን  ። ምኽንያቱ ወገን መዋቲ ዓመታት እውን እንተ ወሰደ ሕነ ክፍድዩ ግዜን ኩነታትን የመርጹ ከምዘለዉ ከይደቀስኻ ዝሕለም ጉዳይ እዩ። ስለዚ ነዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ዕርቂ ዘድሊዮ ጉዳይRead More


إنتصارنفير مواطني إرتريا في العيد ال28 لإستقلال البلاد وميزته

إفتتاحية  إنتصارنفير مواطني إرتريا في العيد ال28 لإستقلال البلاد وميزته!  العيد ال 28 لإستقلال إرتريا(2019) وا ميزته! إحتفل الإرتريون هذا العام  في أنحاء مختلفة من العالم بالذكرى ال 28 لعيد الإستقلال والتي كانت متميزة ومختلفة تماما عن الإحتفالات التي كانت تقام من قبل في الأعوام الماضية وذلك من حيث التنظيم الجيد والمشاركة الجماهيرية الواسعة والغير مسبوقة. أجواء إحتفالات أعياد الإستقلال هذا العام سادها الفرح و البهجة والتلاحم بين كل مكونات الشعب الإرتري وكانت مشاركة كل شرائح وفيئات شعبنا في المهجرأعطتها جاذبية خاصة احيت فيها روح الفرح.   حضورأعداد غفيرة من المواطنينRead More


ካብ ሕማቅ ጽቡቕ’ምበር ካብ ጽቡቕ ሕማቕ ዘይምድላይ

ካብ ሕማቅ ጽቡቕ’ምበር ካብ ጽቡቕ ሕማቕ ዘይምድላይ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ ንሓደ ክልተ ዓመት ኣብ ሃገርና ሰላም ተረኺቡ ሕልምታት ክገሃዱ ወላድን ወሉድን ካብ በረኻታትን ስደትን ገጽ ንገጽ ዝራኸብሉ፡ ዝበረሰት ዑና ስድራ ቤት ትህነጸሉ፡ ደጊም ሞት ከም ኣዳም ተባሂሉ፡ ህዝብና ነቲ ብመግዛእቲ ዝወረዶ ኣደራዕን ስቓይን ብደቁ ተደዓዒሱን ተደቢሱን ንሓድሽ ሰላማዊ ጉዕዞ ክስጉም ምስ ጀመረ ዝነበሮ ተስፋታት በብቅሩብ እንዳተባሕጎገን እንዳተሰረዘን ገገሊኡ ፈጺሙ ክጠፍእን ክርሳዕን ዝተደለየሉ፡ ብመደብ ብምስጢርን ብግሉጽን ክስርሓሉ ብዓይኑ ክርእዮ ጀመረ። መላኺ ስርዓት ጉጅለ ህግዲፍ ጉዳይ ህዝብን ሃገርን ኤርትራን ገዲፉ ብዘውጽኣ ቃል ክዛረብ፡ ብዘልዓላ ብርዒ ክጽሕፍ ወግሐ ጸብሐ ኣንጻር ጎረባብቲ ሃገራትን፡ ኣህጉራዊRead More


ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ ሰነ 20 2019

ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ ሰነ 20 2019 ሎሚ መዓልቲ 20 ሰነ ኣብ መላእ ዓለም ዝኽበር ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ኤርትራ’ዩ። እዚ ኣብ መላእ ዓለም ዝካየድ ዝኽሪ ስውኣት ኤርትራ ግን ኣብ መንጎ ፍትሕን ሰላምን፡ ኣብ መንጎ ወፈራ ብሓትነት ስልጣንን ደጋፊኡ ዝካይድ ከብድን ሕቆን ዝኾነ ክልተ ገጽ ዘለዎ፡ ብመንፈስን ዕላማን ዘይራኽበ ኣዝዩ ዓብይ ፍልልይ ዘለዎ መዓልቲ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ቅድም ንምእንቲ ነጻነት፡ ሕጂ ከኣ ንምእንቲ ሙሉእ ሓርነት ሰላምን ራህዋን፡ ፍትሕን ዝኸፈሎን ዝኸፍሎ ዘሎ ከቢድ መስዋእቲ ዓመት መጸት 20 ሰነ ንኽብሪ ጀጋኑ’ኳ ንዝክረላ እንተኾነስት በመንፈስ ንዘንተ ዕለት ኣብ መዓልታዊ ሂወትና ዘይፍለዩ’ዮም። ዝኽሪ መዓልቲ ስውኣት ነቢዕኻን፡Read More


ስዉኣት ኣብ ልብና ኢዮም! ኣይረሳዕናኩምን።

ስዉኣት ኣብ ልብና ኢዮም! ኣይረሳዕናኩምን።                                                              ብርሃነ ገብረመስከል 4 ኣስመራ ኣስመራ          ገብርአብ ጌታሁን 4 ኣስመራ 4ኣስመራ       የማነ ፍሳሃየ ገዛ ከኒሻ መተዓበይትን ኣዕሩኹን መማህርቲን ኮይና ንነዊሕ ዓመታት ክይተፋላለና ብሓደ ተጓዒዝና። ኣብ 1972 ዓም  ሃገራዊ ስሚዒትና ምስ ግዜ እናዓበየ ምስ ከደ ዕላልናን ስሚዕትናን ኣብ ጉዳይ ሃገርናን፡ ቅያ ተጋደልቲ’ዩ ነይሩ። ኣብ መፋርቕ 1974 ብዋህዮ ደረጃ ኣብ ህ ግRead More


Thank You Our African Brothers and Sisters

Thank You Our African Brothers and Sisters The Open Letter our African brothers and sisters wrote to Eritrea’s Head of State, Isaias Afwerki, is a breath of fresh air in the stale atmosphere of African politics and diplomacy. It came on the 55th Anniversary of the establishment of the OAU (the predecessor of the African Union), which falls one day after Eritrea’s Independence Day, and it thus carries a poignant symbolic significance. It signifies a Pan-Africanist spirit as well as reflecting a spirit of liberation that had given birth toRead More


ርሑድ በዓል ዒድ ኣልፈጥር

ርሑድ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ሰዲህኤ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዘለኹም ኣመንቲ እስልምና ኤርትራውያን ዝሓለፈ ወርሒ ሮመዳን ወዲኡ፡ እንቋዕ ኣብ’ዚ ኣብጽሓኩም፡ ጾመ ልጓም ፈትሓልኩም፡ ኣብ ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩምን እንዳበለ ሰላምን ሕጉስን፡ ዒድ ኣልፈጥር ክኸውን ትምኒቱን ሰላምታን የመሓላልፍ። ዜናን ሓበሬታን ሰዲህኤ 4 ሰነ 2019


نتصارنفير مواطني إرتريا في العيد ال28 لإستقلال البلاد وميزته! العيد ال 28 لإستقلال إرتريا(2019) وا ميزته!

 إفتتاحية  إنتصارنفير مواطني إرتريا في العيد ال28 لإستقلال البلاد وميزته!  العيد ال 28 لإستقلال إرتريا(2019) وا ميزته! إحتفل الإرتريون هذا العام  في أنحاء مختلفة من العالم بالذكرى ال 28 لعيد الإستقلال والتي كانت متميزة ومختلفة تماما عن الإحتفالات التي كانت تقام من قبل في الأعوام الماضية وذلك من حيث التنظيم الجيد والمشاركة الجماهيرية الواسعة والغير مسبوقة. أجواء إحتفالات أعياد الإستقلال هذا العام سادها الفرح و البهجة والتلاحم بين كل مكونات الشعب الإرتري وكانت مشاركة كل شرائح وفيئات شعبنا في المهجرأعطتها جاذبية خاصة احيت فيها روح الفرح.   حضورأعداد غفيرة من المواطنينRead More