Main Menu

July, 2019

 

ፈስቲቫል ኤርትራ ስቶክሆልም፡ ፊት ንፊት

                         ፈስቲቫል ኤርትራ ስቶክሆልም፡ ፊት ንፊት ታሪኻዊ ፈስቲቫል ደለይቲ ፍትሒ ስቶክሆልም ፊት ንፊት ፈስቲቫል ህግዲፍ ገጢሙ ህዝቢ ጠርኒፉ ተዓዊቱ። ፈስቲቫል ኤርትራ ደለይቲ ፍትሒ ካብ ዕለት 26 – 27 ሓምለ 2019 ኣብ ማእከል ከተማ ስቶክሆልም ተኻይዱ። ፈስቲቫል ኤርትራ ስቶክሆልም ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ሓሳብ ዝጸንሐ’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ ሓጺር ግዜ ተዳልዩ ብኸም’ዚ ዘደንቕ ኣገባብ ክፍጸም ዝተጸበየ ብዙሕ ከም ዘይነበረን፡ ብሳላ ጻዕሪን ምትሕግጋዝ ህዝቢ ማለት መንእሰያት፡ ደቂ ኣንስትዮ፡ ነባራት ተጋደልቲ ክውን ኮይኑ። ልዕሊ ኩሉ ስነ ጥበባውያን ኤርትራ ዘርኣይዎ ተበግሶ ታሪኻዊ ፈስቲቫል ፊት ንፊት ምስ ህግዲፍ ክካየድ ክውን ገይርዎ። ደምበ ተቃውሞ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ኣብRead More


ምኣዲ-ዘተ/ተምፖ ኣፍሪክ ቲቪ ኤሪትራ: ሰላምን፣ ዕርቂን፣ ምህናሃጽ ምሕዚነትን ናይ ሚነሶታ ኮንፈረንስ ውሳነን ጋዜጣዊ መግለጺን 23 ሰነ፣ 2019

Meadi-Zete/TempoAfricTv  Eritrea: Peace, Reconciliation & Coalition Building Minnesota Conference Resolution and Press Release June 23, 2019   ምኣዲ-ዘተ/ተምፖ ኣፍሪክ ቲቪ ኤሪትራ: ሰላምን፣ ዕርቂን፣ ምህናሃጽ ምሕዚነትን ናይ ሚነሶታ ኮንፈረንስ ውሳነን ጋዜጣዊ መግለጺን 23 ሰነ፣ 2019    Meadi-Zete/TempoAfricTv   إريتريا: السلام والمصالحة وبناء التحالف مؤتمر مينيسوتا القرار وتصريح صحفي 2019 يونيو 23 ምኣዲ-ዘተ/ተምፖ ኣፍሪክ ቲቪ ኤሪትራ: ሰላምን፣ ዕርቂን፣ ምህናሃጽ ምሕዚነትን ናይ ሚነሶታ ኮንፈረንስ ውሳነን ጋዜጣዊ መግለጺን 23 ሰነ፣ 2019 ንሕና፤ ኣብ ታሕቲ ፈሪምና ዘለና ንፍትሒ ንቃለስ (ተቃውሞ) ሓይልታት – ፖለቲካ ውድባትን፣ በርገሳውያን ማሕበራትን፣ ናይ መጽናዕቲ ጉጂለታትን – ኣብ ስነ 22-23፣ 2019 ኣብ ከተማRead More


FORMATION OF NEW BROAD-BASED POLITICAL ORGANIZATION THE FOUNDING CONGRESS

ERIREAN PEOPLE’S DEMOCRATIC PARTY – EPDP ERITREAN MOVEMENT FOR JUSTICE – EMJ FORUM FOR NATIONAL DIALOGUE – FND Transitional Coordinating Leadership (TCL) PRESS STATEMENT 25 July 2019 FORMATION OF NEW BROAD-BASED POLITICAL ORGANIZATION THE FOUNDING CONGRESS Transitional Coordinating Leadership (TCL) would like to inform the Eritrean Public that the founding congress of the new broad-based national organization whose founding members are individual members of the three above mentioned organizations will take place between 23 -25 August 2019 in Frankfurt, Germany. The idea of convening a founding congress to launch theRead More


ልዕሊ 40 ሽሕ ኤርትራውያን ዜጋታት ትናቢ ሃገር ሽወደን መሰል ክህልዋ ዶ ኣይግባእን !

                      ልዕሊ 40 ሽሕ ኤርትራውያን ዜጋታት ትናቢ ሃገር ሽወደን መሰል ክህልዋ ዶ ኣይግባእን ! ብዕለት 11 ሓምለ 2019 ኣብ ጋዜጣ ኤክስፕረሰን ” መንግስቲ ሽወደን ብዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ ክትሓትት መሰል የብላን” ብዝብል ኣርእስቲ ተሓቲሙ ዝወጸ ብቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታ ሰዲህኤ ተተርጉሙ ንህዝቢ ዝተመሓላልፈ ሓበሬታ ሚኒተሪ ዜና ኤርትራ ዝሃቦ ቃል’ዩ ነይሩ። ሃገር ሽወደን ብዛዕብ ገገለ ዜጋታት ኤርትራ ትሓተሉ ብዙሕ ምኽንያታትን ኣገባብን ክህልዋ ይኽእል። እቲ መልሲ ከኣ ብመጠነ ንክብርታት ህዝብን ክልተ ሃገርት ዝምድናታት ተባሂሉ ዝግበር’ዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብዝተደጋጋሚ ንዜጋታቱ ኤርትራ ኣይንቅበልን ከምRead More


መንግስቲ ሽወደን ብዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ ክትሓትት መሰል የብላን !

መንግስቲ ሽወደን ብዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ ክትሓትት መሰል የብላን ! ኣስመራ፡ 11 ሓምለ 2019 ሓጺር መግለጺ ኤርትራ ምስ ሃገራዊ ጋዜጣ ሽወደን ኤክስፕረስን ኣብ ኣስመራ፡ ትርጉም ሰዲህኤ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ክስን ፍርድን ንልዕሊ 18 ዓመት ተኣሲሩ ይርከብ።ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ስምምዕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ፡ ምስ ምኽፋት ዶባት ፡ ምልዓል እገዳ፡ ጸጥታዊ ጉዳይ ዶባትን ገገለ ተስፋታት ተቀልቒሉ ነበረ። እንተኾነ ሕማቕ ዕድል ኮይኑ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከብ። ሽወደን ብዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ ክትሓትት መሰል የብላን ይብል ሚኒስተር ሓበሬታ የማነ ገብረመስቀል ንጋዜጣ ኤክስፕረሰን። ሎሚ መዓልቲ ነጻነት ዝኽበረሉ መዓልቲ ልክዕRead More


ይኣክል’ዶ መወዳእታ ኣለዎ እዩ ?

 ይኣክል’ዶ መወዳእታ ኣለዎ እዩ ? ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳት፣እዚ ኣርእስቲ’ዚ ከልዕል ዝደረኸኒ ነቲ ብሓደ ትጉህ ኤርትራዊ ተጀሚሩ፤ካብ ምቛም እዚ እናገበለ ዝመጸ፣ስርዓተ ውልቀ መላኺ ዘስዓቦ፣ኣብ ጥርዙ ምስ በጽሐ ዘርኣዮ ባህርያት፣ክድዓት ዝነቐለ፤ የብቅዕ ስርዓተ ውልቀ-መላኺ፣ይኣክል ምፍልላይ፣ንፍትሕን ዲሞክራስን ግዝኣተ-ሕግን ንምምጻእ ሓቢርና ንቃለስ፡ልእላውነት ሃገርን ሓድነት ህዝብን ቅድሚት ሰሪዕና፣ኣብ ሓደ ንኹላትና ዘጽልል ደምበ ፍትሒ ተጠርኒፍና፣ቡዙሕነት ኣብ ሓድነት ዝብል ውርሻ ኣቦታትና ነዘውትር። እዚ ቁኑዕ ጭርሖ፣ ምስ ምምስራት ስርዓተ ኢሳያስን ጉጅሉኡን፣ኣትሒዘን ተቛምአን ወይ ኣንጻሩ ተጠርኒፈን ክንቃሳቓሳ ዝጸንሓ፣ ውድባት፣ምንቅስቃሳት፣ሲቪካዊ ማሕበራት፣ውልቀ ዜጋታት፣ ብሓድሽ መንፈስ ክቕበልኦ ከለዋ፡እቲ ኣውራ ከም ፈውሲ መበራበሪ ዝኾነ ነቶም ስጋብ ብዓይኖም ዝርኣይዎን ብእዝኖምRead More


ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ቅድሚ ሓድሽ ውደባ ጉባኤ ሓይልታት

   ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ቅድሚ ሓድሽ ውደባ ጉባኤ ሓይልታት ብዕለት 5 መጋቢት 2019 ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ ሓው ሓምድ ድራር ብዛዕባ ህሉው ኩነታትን ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ ጸገማት ብሰፊሑ ድሕሪ ምግላጽ፡ ሰልፍና ህዝብና ኣትይዎ ንዘሎ ፖሊቲካዊ ማሕበራዊ ቁጠባዊ ጸገማት ንምፍታሕ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ብትምትኳር ብፍላይ ከኣ ኣብ’ዚ ሓድሽ ውደበ ጉባኤ ሓይልታት ኤርትራ ዝካየድ ብዕሙቆት ብፍላይ ከኣ ቅሩብናት ሰዲህኤ ድልውነቱን ምቅርራቡን ዝሓቆፈ ኣርእስትታት ዝዓደመ ኣጀንዳ ኣቅሪቡ። ብተወሳኺ ኣብ’ዚ ኣኼባ ዞባ ኤውሮጳ ዝተሳተፉ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ፍሉይ ሓበሬታ ንኣባላት ንምግላጽ ዕድል ዝሃበ ምንባሩን፡ ኩሉ ኣባል ኣብRead More


መጸዋዕታ ንመኸተ ይኣክል


”ጊላስ ሓጋዚኣ እንተረኽበት መጥሓን ትሓብእ” !

”ጊላስ ሓጋዚኣ እንተረኽበት መጥሓን ትሓብእ” ! መዋእል ሓሊፉ ሃይማኖታዊ ትካላት ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኣብ ህዝበን ዘለወን ሓላፍነት ብብቅዓትን ትካላዊ ኣሰራርሓን፡ ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ከይተረፈ ምስ’ቲ ኩሉ ዘጋጥም ዝነበረ ዕንቅፋት እኹል ኣስተዋጽኦ ገይረን’የን ክበሃል ዘይከኣል ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ ካብ ዝነበራ ዓውደ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ”ካምቦኒ”፡ ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ”ወንጌላዊት” ቤት ትምህርቲ፡ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያ ” እንዳ ማርያም” መስጊድ ቤት ትምህርቲ ”መሓድ” ቤት ትምህርቲ ጃልያን፡ ብውሑዱ ክጥቀስ ይከኣል። እዚ ተጠቒሱ ዘሎ ከም ኣብነት ክጥቀስ ዝኸእል ሓፈሻዊ ንመረዳእታ ኮይኑ፡ ኣበየ ቦትኡ ንኡስ ከተማታትን ዓድታትን ዝተዘርግሐ ዓውደ ትምህርቲ ፍልጠት፡ ትካል ሃይማኖታትRead More


ምድረ ገጽ