Main Menu

Wednesday, July 3rd, 2019

 

”ጊላስ ሓጋዚኣ እንተረኽበት መጥሓን ትሓብእ” !

”ጊላስ ሓጋዚኣ እንተረኽበት መጥሓን ትሓብእ” ! መዋእል ሓሊፉ ሃይማኖታዊ ትካላት ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኣብ ህዝበን ዘለወን ሓላፍነት ብብቅዓትን ትካላዊ ኣሰራርሓን፡ ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ መግዛእቲ ከይተረፈ ምስ’ቲ ኩሉ ዘጋጥም ዝነበረ ዕንቅፋት እኹል ኣስተዋጽኦ ገይረን’የን ክበሃል ዘይከኣል ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ ካብ ዝነበራ ዓውደ ትምህርቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ”ካምቦኒ”፡ ወንጌላዊት ቤተ ክርስትያን ”ወንጌላዊት” ቤት ትምህርቲ፡ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያ ” እንዳ ማርያም” መስጊድ ቤት ትምህርቲ ”መሓድ” ቤት ትምህርቲ ጃልያን፡ ብውሑዱ ክጥቀስ ይከኣል። እዚ ተጠቒሱ ዘሎ ከም ኣብነት ክጥቀስ ዝኸእል ሓፈሻዊ ንመረዳእታ ኮይኑ፡ ኣበየ ቦትኡ ንኡስ ከተማታትን ዓድታትን ዝተዘርግሐ ዓውደ ትምህርቲ ፍልጠት፡ ትካል ሃይማኖታትRead More


ምድረ ገጽ