Main Menu

Friday, July 5th, 2019

 

ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ቅድሚ ሓድሽ ውደባ ጉባኤ ሓይልታት

   ኣኼባ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ቅድሚ ሓድሽ ውደባ ጉባኤ ሓይልታት ብዕለት 5 መጋቢት 2019 ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ ሓው ሓምድ ድራር ብዛዕባ ህሉው ኩነታትን ህዝብና ዝሓልፎ ዘሎ ጸገማት ብሰፊሑ ድሕሪ ምግላጽ፡ ሰልፍና ህዝብና ኣትይዎ ንዘሎ ፖሊቲካዊ ማሕበራዊ ቁጠባዊ ጸገማት ንምፍታሕ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ ብትምትኳር ብፍላይ ከኣ ኣብ’ዚ ሓድሽ ውደበ ጉባኤ ሓይልታት ኤርትራ ዝካየድ ብዕሙቆት ብፍላይ ከኣ ቅሩብናት ሰዲህኤ ድልውነቱን ምቅርራቡን ዝሓቆፈ ኣርእስትታት ዝዓደመ ኣጀንዳ ኣቅሪቡ። ብተወሳኺ ኣብ’ዚ ኣኼባ ዞባ ኤውሮጳ ዝተሳተፉ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ፍሉይ ሓበሬታ ንኣባላት ንምግላጽ ዕድል ዝሃበ ምንባሩን፡ ኩሉ ኣባል ኣብRead More