Main Menu

Thursday, August 1st, 2019

 

ምስረታ ሓድሽ ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ውድብ ጋዜጣዊ መግለጺ

መሰጋገሪ ኣወሃሃዲት መሪሕነት (መኣመ)  ጋዜጣዊ መግለጺ ምስረታ ሓድሽ ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ውድብ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ – ሰ.ዲ.ህ.ኤ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ – ኤ.ም.ንፍትሒ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ – መድረኽ እቲ መስራቲ ጉባኤ ሓድሽን ሰፍሕን መሰረት ዘለዎ፣ ብጥምረት ናይዘን ኣብ ላዕሊ ተጠቒሰን ዘለዋ ሰለስተ ውድባት ዝምስረት ሃገራዊ  ፖሎቲካዊ ውድብ ካብ ዕለት 23 ክሳብ 25 ነሓሰ 2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገረ ጀርመን ክካየድ ምዃኑ መሰጋገሪኣወሃሃዲት መሪሕነት ንህዝቢ ኤርትራ ብሓጎስ ትገልጽ። ሓሳብ ናይዚ መስራቲ ጉባኤ እዚ ድሕሪ እቲ ተባዕን ታሪኻውን ውሳነ መሪነታት ናይ ሰለስቲኡ ውድባት ዝተበጽሐ እዩ። እዚ ድማ መሪሕነታት ናይተን ውድባት፣  ውድባቶም ኣብRead More


تشكيل تنظيم سياسي وطني جديد

تشكيل تنظيم سياسي وطني جديد ١. حزب الشعب الديمقراطي الإرتري ٢. الحركة الإرترية للعدالة ٣. منتدي الحوار الوطني بيان صحفي المؤتمر التأسيسي يسر القيادة التنسيقية  الإنتقالية أن تعلن  للشعب الإرتري عن إنعقاد المؤتمر التآسيسي للتنظيم الوطني الجديد ذو القاعدة العريضة  الذي سيتم  تأسيسه بإندماج التنظيمات السياسية الإرترية الثلاثة المذكورة أعلاه، والذي سيبدء أعماله في مدينة كفرانكفورت الألمانية إبتداءا من يوم 23  و حتى 25 من أغسطس 2019. إن فكرة  إنعقاد المؤتمر التاسيسي أتت بعد  القرار الـتأريخي الذي إتخذ من قبل أعضاء  التنظيمات الثلاثة بدمج تنظيماتهم و تشكيل تنظيم واحد بقاعدةRead More