Main Menu

Friday, August 9th, 2019

 

መላኺ ጃንዳ ስርዓት ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ !

መላኺ ጃንዳ ስርዓት ህግዲፍ ተቃዋሚ ሓይሊ ከም ዘሎ ኣሚኑ ! መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብ’ቲ ንመበል 25 ዓመት ጽምብል ባርነት ታዕሊም (ሳዋ) ብክፍሊ ዕዮ ዜና መከላኸሊ ሚኒስተር ዘካየዶ ቃል መሕተት ተቃወምቲ ከም ዘለዉ ኣሚኑ። ስርዓት ህግዲፍ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ዓብይ ክሳራ ከም ዝነበሮ ንዘተበገሰሉ መደባት ከም ዘይተዓወተ ገሊጹ። ኣብ ዝተፈላልየ እዋን ንመንእሰያት ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝወጸ መደባት ከም ዘይተዓወተን ዳግመ ገምጋማት ክግበረሉን ብዝሓሸ መደብ ስርዓት ትምህርቲ ክስርሓሉ ከም ዘለዎ ገሊጹ። ኣብ መጀመሪያ 90ታት ድሕሪ ነጻነት ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ዝተኻየደ ኣኼባ ብዛዕባ መደባት ትምህርቲ ብፍላይ ብዛዕባ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ንዝቀረበ ሕቶRead More