Main Menu

Saturday, August 10th, 2019

 

ላሕኵ መልእኽቲ ይኣክል ንውሽጢ ሃገር ኤርትራን፡ ኣድማዕነቱን!

       ላሕኵ መልእኽቲ ይኣክል ንውሽጢ ሃገር ኤርትራን፡ ኣድማዕነቱን! ካብ ወርሒ መጋቢት 2019 ጀሚሩ ብነጻ ድሌትን ተበግሶን ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ካብ በይቶም፡ ስርሖም፡ ኣብ መገሻ ኮይኖም ንዝተጸንበርዎን ዝሓበርዎን ጸውዒት ይኣክል፡ ኣብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ተቀባልነት ረኺቡ ከም ሮማዲ ከስፋሕፍሕ ተራእዩስ፡ ንስውር መደባት ድሕረ ባይታ መራሒ ጃንዳ ህግዲፍ ሃንደበት ዝጎስዓሉ፡ መስርሕ ሰላም ኢትዮ-ኤርትራ ሓምለ 2018 ዝተቃወመን ዘቃልዐን ምንባሩ ዘይከሓድ ሓቂ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊኡ ክፍጸም ዝጸንሐ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታትን እከይ ተግባራት ሓሊፉ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኣደራሽ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ህዝባና ብዘይተጸበዮ ዘይንቡር ውዕላንትን መደረ ክልቲኦም መራሕቲ ሃገራት ተስፋን ትጽቢትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣገባብን ኣህጉራዊRead More