Main Menu

Monday, August 12th, 2019

 

መቃልሕ ሓድነት

  መቃልሕ ሓድነት ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራርበር ነዚ መቓልሕ ሓድነት ብዓውታ ዝነጉደሉ ዘሎ ኣዋርሕ፡ብፍላይ ክኣ ኣብዚ ኣዋርሕ ሓምለን ነሓሰን፣ዝተካየደን ዝካየድ ዘሎ በቢ-ዓይነቱ ጽንብላት፣ጉባኤታት ይኣክል፣ምትሕንፋጽ ውድባት፣ሰሚናር ሙሁራት ኣካላት፣ ፈስቲቫላት፣ብመሰረታዊ ጉባኤ አቢሉ  ዝቐዉም ናዕባዊ ወይ ፍጹም ለውጢ ንምምጻእ፣ ምስ መድርኽ ስሚዒት ህዝቢ ተዋሃሂዱ፣ሓዲሽ መስርሕ ሓድነት ምትእትታው ዝጽዕሩ  ዘለዉ ሓይልታት ክትሪኢ ከለኻ፤ በቲ ሓደ ወገን ተስፋ በቲ ሓደ ውገን ስኽፍታት ክሓድረካ ግድን እዩ። ነዚ ብሓደ ወገን ተስፋ፣በቲ ሓደ ወገን ክኣ ስኽፍታት፣ዝብል ሓሳብ ንምግላጹ ብዓቕምና ክንገልጾ ክንፍትን ኢና። (Jean-jacques Rousseau 1712-1778)ሮውሱ፣ ዝበሎ ንምዝካር፡ ናጽነት ነይ ወድሰብ፣እቲ ንሱ ዝደልዩ ምግባር ዘይኮነስ፡ እንታይ ደኣ ነቲ ክገብሮRead More