Main Menu

Tuesday, August 13th, 2019

 

መግለጺ ሓዘን መስዋእቲ ሓርበኛ ጅግና ተጋዳላይ መኰንን ተኽለ

መግለጺ ሓዘን መስዋእቲ ሓርበኛ ጅግና ተጋዳላይ መኰንን ተኽለ ክቡር ገዲም ተጋዳላይ መኰንን ተኽለ፣ ብ14 ታሕሳስ 1953 አብ አስመራ ተወልደ። አብ ግዜ ንእስነቱ ናይ ቀዳማይ ካልአይን ደረጃ ትምህርቱ አብ አስመራ ተማሂሩ። ካብ ብዓንተቦኡ አትሒዙ ብንእሽቶኡ ከሎ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽልዋ ስለዝሐደሮ፣ አብ ናይ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ውሽጣዊ ናይ ከተማ ስርርዕ ተወዲቡ አብ ዝሰርሐሉ፣ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት ብጾቱ ተታሒዙ ድሕሪ ምእሳር፣ ብናይ ወለዱ ከቢድ ጻዕርታት ትሕቲ ዕድመ ኢዮም ብዝብል ምኽንያት ካብ ማእሰርቲ ከምዝወጹ ይንገር። አብ መወዳእታ 1974 ዓ.ም. ከአ እቲ ካብ ንእሽቶኡ አትሒዙ ዝነበሮ ክቱር ኤርትራዊ ሃገራዊ ስሚዒት ደሪኽዎ ናብ ሜዳ አብRead More