Main Menu

September, 2019

 

እወ  ብርግጽ  የድልየናዩ  ሞ  ንበገሰሉ

          እወ  ብርግጽ  የድልየናዩ  ሞ  ንበገሰሉ       ህግደፍ  ብሓፈሻ  እቲ  ዝለዓለ  ጥርዚ  ስልጥስኑ  ዝኾነ  ውልቀ  መላኺ  ኸኣ  ብፍላይ  ብኤርትራዊ  ሃገራውነት  እናተመክሑን  ምእንትኡ  ልዕሊ  ማንም ከም  ዝሰርሑን  ብምምሳል ንሃገር  ንሃንጻ  ኣለና  ካብ  ዳግማይ  ንሉኡላውነታ  ኣብ  ሓደጋ  ዘሳጥሑ  ዞባውያንን  ዓለማውያንን  ሸርሕታት  ንከላኸለላ  ኣሎና  እናበሉ ካብ  ዕድመ  ዕቤትን  ብልጽግናን   ኢርትራን  ህዝባን  28  ዓመት  ኣባኺኖም።  ገለ  ካብቶም  ግኑናት  ህግደፍ   መብጸዓ  ኣቲይዎም   ዝነበረ ከኣ  “ንኤርትራ  ከም ሲንጋፖር  ክንገብራ  ኢና  ኩነታትና  ንዖኣኦም  ኢዩ  ዘመሳስል”  ዝብል  ኢዩ  ነሩ።   ንሃገርካ  ከም  ሲንጋፖር  ኮነ  ካልእ  ብልጽግቲ  ሃገር  ክትገብር  ዘድልዩ  መባእታዉያን  ተደላይነታትን ረቛሒታትን  ግን Read More


ሕልና ክትኣስር ብቕዓት ክሳብ ዘይብልካ ………

ሕልና ክትኣስር ብቕዓት ክሳብ ዘይብልካ ………. ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 26 መስከረም 2019 ሕልና ክትኣስር ብቕዓትን ክእለትን ክሳብ ዘይብልካ ሰባት ምእሳር ትርጉም የብሉን፡ ሰባት እንተተኣሰሩ፡እንተተሓየሩ ካልኦት ድርብ ሕልና ዝዓቕጠቁ ይመጹ። ሰባት ኣሲርካ ትርጉም ዘይብሉ ምኳኑ ዘርኢ ታሪኻዊ መቐያይሮ ቃልሲ እንሆ ሎሚ ቆፎኡ ከም ዝተተንከፈ ንህቢ ህዝቢ ኤርትራ ብነድሪ ንቃልሲ ተበጊስሉ ዘሎ ዕላማ ንምዕዋት ዓብይ ምልክት’ዩ። ሰብ ምምሳል ዘይኮነስ፡ ሰብ ምዃን’ዩ። ከመይስ ሰብ ክውለድ ምስ ሙሉእ ክብሩ፡ ነጻ ፍጡርን ብምዃኑ። ሰብ ምምስሳል ዘይኮነ፡ ሰብ ሰብ ምዃኑ እንተፈሊጡ ከምኡ ንሰባት ከባቢኡን ዝርዳእ ዘስተውዕልን’ዩ ዝኸውን። ልክዕ’ዩ ሰባት ይንዋሕ ይሕጸር ኣብ ዝነብርሉRead More


حتى تستطيع سجن الضمير.

حتى تستطيع سجن الضمير………….. إفتتاحية تنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي 26 بتمبر 2019  إذا إتستطاعت الأنظمة القمعية أن تقمع وتسجن الناس وتقييد حرياتهم لا تسطيع أن تسجن ضمائرهم فلا جدوة من سجنهم لأنه سيأتي أخرون غيرهم.  إن قهرالشعوب وقمعها يفجر براكين ثورية تزلزل عروش تلك الأنظمة الإستبدادية وخير مثال على ذلك هو ما نراه اليوم من إنتفاضة الشعب الإرتري التي تزداد قوتها من يوم لأخر. يخلق الإنسان بطبيعته حرا كريما يتمتع بأخلاق إنسانية جميلة يتأثرويأثرخلال حياته بأحداث محيطه الإجابية منها والسلبية بغض النظر عن عمره. ففي هذه البيئة يتعلم الإنسان الخيرRead More


الإجتماع الدوري الأول اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي

الإجتماع الدوري الأول اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي بعد المؤتمر الوحدوي و التأسيسي الناجح، عقدت اللجنة التنفيذية لتنظيم الوحدة للتغيير الديمقراطي إجتماعها الدوري الأول في يوم 22 سبتمبر 2019 لوضع ومناقشة برامج عمل التنظيم  طبقا للقرارات التي صادق عليها المؤتمر  لتمكين التنظيم من تحمل المسؤليات والمهام  التأريخية التي تنتظره. تحدث في بداية الإجتماع رئيس اللجنة التنفيذية السيد تسفامكئل يوهنس وبعد الترحيب بأعضاء اللجنة التنفيذية تحدث حول المرحلة المتطورة التي وصل إليها  النضال التأريخي الذي يخوضه الشعب الإرتري  من أجل إسقاط النظام  الديكتاوري وإقامة نظام ديمقراطي عادل. كما تناول فيRead More


UDC News

UDC News 24 August 2019 Following the successful founding congress held at the end of last month and the first ordinary meeting of the central council held earlier this month, the UDC Executive Committee held its first ordinary meeting on 22 September 2019.During the meeting which lasted nearly three hours, members of the executive committee discussed a number of issues such as the Executive Committee’s internal structure, the finalisation of the organisational structure in accordance to the bylaws ratified during the founding congress, membership affairs, the budget, building working relationsRead More


መግለጺ ሓዘን ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)

መግለጺ ሓዘን ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ነባር ስነ ጥበበኛ፡ ተዋሳኣይ፡ ደራፋይ፡ ጸሓፊ ሓውናን ኣያናን ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ሎሚ ዕለት 24 መስከረም 2019 ብሞት ተፈልዩና። ኣብ ነዊሕ መዋእል ስደት ብመጀመሪያ ንምእንቲ ነጻነት፡ ብድሕሪ ነጻነት ከኣ ንምእንቲ ፍትሕን ሰላምን ዘካየዶ ቃልሲ ዝኽሪ ትማሊ’ዩ። ብሞት ኣቶ ኪዳነ ዝተሰማዕና ሓዘን እንዳገለጽና፡ ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተ ሰብን መሓዙትን ከኣ ጽንዓትን ሓይልን ይሃቦም ። ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 24 መስከረም 2019


ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ድሕሪ ዕዉት መስራቲ ሓድነታዊ ጉባኤኡ፡ ኣባላት ፈ/ሽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ። ውድብና ነፍሱ ሰሪዑ ብውሽጡን ግዳሙን ምዕሩይ ውህደት ቃልሲ ንምክያድ ዘለዎ ታሪኻዊ ሓላፍነትን ዝጽበዮ ዕማምን ግብሪ ዘስነዮ ውሳኔታቱ ንምትርጓም መደባት ንምስራዕ ብዕለት 22 መስከረም 2019 ኣብ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ዘትዩን ተመያይጡን። ኣብ መጀመርያ ኣቦ/መ ፈ/ሽ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ንኣባላት ፈ/ሽ እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባሉ፡ ህዝብና ንምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣልዩ ዲሞክራሲያውን ፍትሓውን ሰርዓት ንምትካል በጺሕዎ ዘሎ ታሪኻዊ መስርሕ ቃልሲ ንክዕወት፡ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዘለዎ ግደን ተራን ብግቡእRead More


ኣብ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ፍጹም ረብሓ ጥቕሚ ዘይብሉ ጃንዳ ህግዲፍ ጥራሕ’ዩ !

         ኣብ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ፍጹም ረብሓ ጥቕሚ ዘይብሉ ጃንዳ ህግዲፍ ጥራሕ’ዩ ! ርእሰ ዓንቐጽ ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 20 መስከረም 2019 ኣብ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ፍጹም ረብሓን ጥቅምን ዘይብሉ ጃንዳ ህግዲፍ ካብ ኮነ፡ ህግዲፍ ብንጹር ጸረ ኩሉ ረብሓታትን ጥቅም ህዝብን ሃገርን’ዩ። እዚ ስለ ዝኾነ ህዝብና ኣብ መስመር ፍትሕን ሓቕን ደው’ሉ ክምክቶን ክቃወሞን ርኡይን ግሉጽን ሓላፍነት ኣለዎ። ህዝቢ ኤርትራ ይትረፍስ ኣብ ዓብይ ሃገራዊ ጉዳይ፡ ኣብ ዕለታዊ ናብርኡ፡ ህድሞ ምስራሕ፡ ግራት ምሕራስ ፡ ጸሃያይ መኸዳ፡ መርዓ ይኹን ሓዘን ሓቢሩ፡ ተደጋጊፉን ተሓባቢሩን ንዘካይዶ ስርሓት ኩሉ ዝሕጎሰሎን ዝንየተሉ ጸኒሕ ልምድን ባህሊ ኤርትራዊ ኮይኑRead More


ምእንቲ ሓድነት ንዑ ንዛተ

ምእንቲ  ሓድነት ንዑ  ንዛተ   ዝኾነ   ህልውና    ንዕማም ፍልልይን  ስምምዕን  ብዝውክሉ ባእታታት  ዝቆመ  ኢዩ። ናይዞም  ባእታታት  ስምምዕ ወይ  ፍልልይ  ፍጹም  ዘይኮነ  ዝምድናዊ ነንሕድሕዶም ብምቅብባል   ሓደ  ኣካል  ዘቁሙ ኢዮም። እዚ  ኣምር  እዚ  ናይ  ህልውናን ሂወትን  ሕጊ  ኢዩ። ካብዚ  ናይ  ሂወት  ባህርያዊ  ሕጊ  ወጻኢ  ዝኾነ  መዳይ  የለን። ኣብ  ፖሊቲካዊ  መዳይ  በዚ  ናይ  ሂወት  ሕጊ   ንመንግስቲ  ህግደፍ  ምስ  እንርኢ  ንህዝብን  መንነትን  ኤርትራ  ነጺጉ  ናይ  ዲታቶርነት ኣቅጣጫ  ሒዙ  ካብ  ዝጎዓዝ ዛጊት  28  ዓመት  ገሩ  ኣሎ።  ብፍላይ  ካብ  ቅድሚ  ዓመትን  መንፈቅን  ንነጀው ብጋህዲ ንህላወ ኤርትራውነት ኣብ  ዳግማይ  ሓደጋ  ናብ ዘሳጥሕ  ጎደና  ክጎዓዝ  ጸኒሑን  ኣሎን።  ከም Read More


መግለጺ ብኣጋጣሚ መስከረም 18፡ September18-Commemoration

መግለጺ ብኣጋጣሚ መስከረም 18፡ September18-Commemoration