Main Menu

Monday, September 2nd, 2019

 

ሓደ መስከረም መዓልቲ ሃገራዊ ሓበን

ሓደ መስከረም መዓልቲ ሃገራዊ ሓበን ሎሚ ዕለት 1 መስከረም መበል 58 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ንነጻነት ክብርን ሓበነንን ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ኣህጉራዊ ሕብረተ ሰብ ዓለም ንጠለብን ጸዋዒትን፡ ድሌትን ባህግን ነጻነት ህዝቢ ኤርትራ ቆላሕታ ነፊጉ፡ ጸማም እዝኒ ሂቡ ዝኸደሉ መዋእል ህዝብና ንክብሩን መሰሉን ንምርግጋጽ ብ1 መስከረም 1961 ብመሪሕ ጅግና ሓሚድ እድሪስ ዓዋተ ኣንጻር መግዛእትን ጭቆናን ብረታዊ ተጋድሎ ኣዊጁ። ብዝተፈላልየ ዓቕምን ብቅዓትን ኤርትራውያን ዝተኸፈለ ከቢድ መስዋእቲ ብረታዊ ተጋድሎ ንነጻነት 30 ዓመት፡ መላእ ኤርትራ ንባዕዳዊ ወታሃደራዊ ጸላኢ ስዒሩ ብ24 ግንቦት 1991 ነጻነት ዘረጋገጸ መሰረት’ዩ ዝነበረ። ብሓቂ መላኺ ስርዓት ህግዲፍ ንድሌት ባህግን መጻኢ ተስፋታትRead More


الفاتح من سبتمبر يوم الكبرياء الوطني

الفاتح من سبتمبر يوم الكبرياء الوطني يحتفل الشعب الإرتري اليوم بالذكرى الثامنة والخمسين لانطلاقة الثَّورة الإرترية. فمع تيقن الشعب الإرتري أن المجتمع الدولي لا يعير أدنى اهتمام لتطلعاته في الحرية والاستقلال ويصم أذانه دون سماع مطالبه المشروعة في تقرير المصير، أعلن في الفاتح من سبتمبر عام 1961 ثورته المسلحة بقيادة الشهيد البطل حامد إدريس عواتي. ولأن الإرتريين، كل الإرتريين كانوا مع مطالب الثورة، إلتفوا حولها وقدموا الغالي والنفيس من أجل نصرتها في نضال عنيد استمر لثلاثة عقود نالت في نهايتها البلاد استقلالها في الرابع والعشرين من مايو 1991م. صحيح أنRead More


September the 1st the National Pride Day

September the 1st the National Pride Day Today, we celebrate the 58th anniversary of the start of our armed revolution. When the Eritrean people realized that the international community was not paying any attention to their aspirations for independence and deafening their ears without hearing their legitimate demands for self-determination, on September 1, 1961, they declared their armed revolt led by hero martyr Hamid Idris Awate. Because the Eritreans with their various components were with the demands of the revolution, they rallied around it and made great sacrifices in aRead More


ትዕዝብቲ

 ትዕዝብቲ ሕሰብ ኣስተውዕል ተማራመር ተባራበር ሰላም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሳይታት፣ከመይ ቀኒኺም፣ እዋኑ ናይዚ ዝተፋላለየ ዋዕላታት፣ጉባኤታት፣ ፈስቲቫላት ሰሚናራት ክካየድ ዝወረሐ ዘርኢ ኮይኑ፡ገምጋምን ከመይ-ነይሩ፣ ብኸመይ ይዋዳደብ ኣሎ ዝብል ውኸሳ ክመጸካ ባህርያዊ እዩ። ካብዚ ዝነቐለ ኣብቲ ንሕና ዝተኻፈልናሉ መስራቲ ጉባኤ ናይ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ እርትራ(EPDP)፣ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ(EMJ)፣መድረኽ ሃገራዊ ዘተ(FND)፣ውልቀ ሓርበኛታት ዝተሳተፍዎ ዝተኻየደ ኣወንታዊ ጉባኤ፡ኣጋባቡን ጕዑዙኡን፣ኣበይ በጺሑ ዝብሉ ሕቶታት ብሕጽር ዝበለ መስ ርእይቶና ዝሓወሰ ክንገልጾ ክንፍትን ኢና፡፡ እዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ውድባትን ውልቀ ሰባትን ኣብዚ መስራቲ ጉባኤ ክበጽሓ፣ ዝኻኣላ ነቲ ካብ ነዊሕ እዋን ዝካየድ ዝነበረ ናይ ምቅርራብ መድርኽ፣ድሕሪ ነዊሕ ዘተን ብዙሓትን፣ሰፋሕትን ሰሚናራት፡ተጾሚቘን ናይ ሽዱሽተRead More