Main Menu

Thursday, September 5th, 2019

 

Eritrean in 21 Century: The Dialectices of Nationa Security


እቲ ሓቀኛ ጉዕዞ ንሓድነት ንፍትሕን ዶር. ገብረ ገብረማሪያም

The true path for unity and justice


ቃል ደገፍ ንዋዕላ ንቅሎ ኣዴታት ኣቶ ሓምድ ድራር ብ23.08.2019

ቃል ደገፍ ንዋዕላ ንቅሎ ኣዴታት ኣቶ ሓምድ ድራር ብ23.08.2019 ንሓድነት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ወኪሉ ኣብ መኽፈቲ ዋዕላ ንቅሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን እዚ ዝስዕብ ቃል ደገፍ ኣንቢቡ። ዝኸበርክን ኣዳለውቲ ዋዕላ! ዝኸበርክን ኣባላት ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን! ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኤርትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ! ኩቡራት ዑዱማት! ንኻልኣይ ጊዜ ምሳኹም ሓቢረ ኣካል ንጥፈታት ዋዕላኹም ክኸውን ዕድል ብምርካበይ ካብ ምጥን ንላዕሊ ሓበንን ደስታን ይስማዓኒ። ኣብ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኤርትራዊት ጓልኣንሰይቲ፣ ብሓፈሻ፣ ኣዴታት ከኣ ብፍላይ ዓቢ ተራ ከምዚ ተጻወታ ማህደረ ታሪኽና ኣግሊሑ ይሕብር። ግዴ ኤርትራዊት ጓልኣንሰይቲ ኣብ ናጽነት ኤርትራን ምሕራራን ጥራሕ ዝተሓጽረ ዘይኮነስ፡ ወላ ኣብRead More