Main Menu

Monday, October 14th, 2019

 

Organisation of Unity for Democratic Change (UDC) Press Release

Organisation of Unity for Democratic Change (UDC) Press Release 14 October 2019 Two important events in the Horn of Africa (HOA) region have drawn international attention and headlines in the past few days. The first of these is when head of states and government leaders from East Africa met in the Ethiopian capital, Addis Ababa, to inaugurate the newly completed Unity Park. However, despite the highly lauded peace agreement between the countries, Eritrea was the only East African that was absent. During the gathering, the Ethiopian Prime Minister was heardRead More


ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጋዜጣዊ መግለጺ

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ ዝሓለፉ ገለ መዓልታት፡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ (ቀኣ) ንኣህጉራዊ ኣቓልቦን ኣርእስተ ዜናን ዝሰሓቡ ክልተ ኣገደስቲ ፍጻሜታት ኣጋጢሞም። ቀዳማይ ካብዚኦም፡ እቲ ኣብ ጽብል መመረቕታ ነቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ርእሲ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ሓድሽ ዝተሰርሐ ፓርክ ሓድነት ንምስታፍ ዝተኣከቡ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ምብራቕ ኣፍሪቃ ነይሩ። ይኹን’ምበር፡ ምስ ኩሉ’ቲ ውዕዉዕ ውዳሰ ዝረኸበ “ስምምዕ ሰላም” ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ካብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣብቲ ኣጋጣሚ ዘይተሳተፈት ኤርትራ ጥራይ ነይራ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ግን ንኣጋይሹ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ብስም ክልቲኦም መራሕቲ ክዛረብ ካብ ፕረዚደንት ኤርትራ ውክልና ከም ተዋህቦ ተሰሚዑ። መግለጺ ቀዳማይRead More