Main Menu

መግለጺ ሓዘን ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)

መግለጺ ሓዘን

ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ)

ነባር ስነ ጥበበኛ፡ ተዋሳኣይ፡ ደራፋይ፡ ጸሓፊ ሓውናን ኣያናን ኣቶ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ሎሚ ዕለት 24 መስከረም 2019 ብሞት ተፈልዩና። ኣብ ነዊሕ መዋእል ስደት ብመጀመሪያ ንምእንቲ ነጻነት፡ ብድሕሪ ነጻነት ከኣ ንምእንቲ ፍትሕን ሰላምን ዘካየዶ ቃልሲ ዝኽሪ ትማሊ’ዩ። ብሞት ኣቶ ኪዳነ ዝተሰማዕና ሓዘን እንዳገለጽና፡ ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ንቤተ ሰብን መሓዙትን ከኣ ጽንዓትን ሓይልን ይሃቦም ።

ውድብ ሓድነት ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ

24 መስከረም 2019



(Next News) »



Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *