Blog

Welcome, Bienvenido, Welkom, Bienvenue

ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ መሪሕነት ዞባ መሪጹ፡ 2 መጋቢት 2018

ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ መሪሕነት ዞባ መሪጹ፡

2 መጋቢት 2018

ብዕለት 2 መጋቢት 2018 ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ዞባ ኤውሮጳ ሰዲህኤ መሪሕነት ዞባ መሪጹ። ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብዝቆመ ምኽኻር ሽማግለ ክክየድ ድሕሪ ምጽንሑ ብዕለት 2 መጋቢት ሰለስተ ኣባላት መሪሕነትን ሓደ ተቆጻጻራይ መሪጾም።

Read More