Blog

Welcome, Bienvenido, Welkom, Bienvenue

ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ መሪሕነት ዞባ መሪጹ፡ 2 መጋቢት 2018

ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ መሪሕነት ዞባ መሪጹ፡

2 መጋቢት 2018

ብዕለት 2 መጋቢት 2018 ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ዞባ ኤውሮጳ ሰዲህኤ መሪሕነት ዞባ መሪጹ። ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብዝቆመ ምኽኻር ሽማግለ ክክየድ ድሕሪ ምጽንሑ ብዕለት 2 መጋቢት ሰለስተ ኣባላት መሪሕነትን ሓደ ተቆጻጻራይ መሪጾም።

Read More

መግለጺ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰ. ዲ. ህ.ኤ) 12 ጥሪ 2018

እዚ ንርከበሉ ግዜያት፡ ሓድሽ ዓመት ስለ ዝዀነ፡ ዓመተ ሰላም፡ ስኒት፡ ቅሳነት፡ ራህዋን፡ ምርግጋእን ክኾነልና፡ ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝወርድ ዘሎ፡ መወዳእታ ዘይብሉ ግፍዕን ጭቆናን ኣብቂዑ ብሓድሽ መድረክ ሰላም መታን ክትካእ፡ ንያት ቃልስና ክብ ኣቢልና፡ ሓድነትና ኣትሪርና፡ ህዝብና ጠርኒፍና፡ መንፈስና

Read More

ባይቶ ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ

ብዕለት 21-01-2018 ባይቶ ሰ.ዲህ.ኤ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ኣካይዱ። ዝተዋሃህደን ልዙቡን ስሩዑን ኣኼባ ከኣ ኣካይዱ፡፡ ኣብ’ዚ ኣኼባ ስሩዕ ኣኼባ ብጉዳይ ሃለዋት ህዝብን ሰልፍን፡ ሃገርናን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ዘሎ ኣህጉራዊ ኩነታት፡ ኣልዒሉ ዘትዩ።

Read More