Main Menu

መደረ ኣምባሳድር ኣድሓኖም ገብረማርያም

መደረ ኣምባሳድር ኣድሓኖም ገብረማርያም

ኣብ ወርሒ መጋቢት 2018 ኣብ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ዝተኻየደ ዝኽሪ ፖለቲካውያን እሱራትን፡ ኣብ ማእሰርቲ ህግዲፍ ዝጠፍኡ ኤርትራውያን ዝምልከት እዩ። ብፍላይ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋን ሞይቱ ተባሂሉ ዝዝረበሉ ሓርበኛ ተጋዳላይ ሃለማርያም ወልደንትንሳኤ (ድሩዕ) ዝተኻየደ ዝኽርታት መደረ ዘቅረበ ኣምሳድር ኣድሓኖም ገብረማርያም ብቪድዮ ተቀሪጹ ኣብ ዩቱብ ከምኡ’ውን ቅዳሕ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰዲህኤ epdparty.com ክረአ ይኽእል።

 

ዜናን ሓበሬታ

ሰዲህኤ






Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *