Main Menu

መግለጺ ሓዘን

መግለጺ ሓዘን

ሓርበኛ ተቃላሳይ ገኢ ኪዳነ ካባና ብሞት ከም ዝተፈልየ ሎሚ ኣብ መራኣኸቢ ብዙሓን ተረዲእና።  ሓርበኛ ገዛኢ ካብ ንኡስ ዕድምኡ ጀሚሩ ንሃራዊ ንጻነት ዝተቓለሰንድሕሩ ነጻነት ሃገር ድማ አቲ ክሳብ ሎሚ ቦኹሩ ዘይተረጋገጸ ዘሎ ሃገራዊ ሓርነት ክዉን ንምግባር ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ዝለለ ጽፍሒ ኮይኑ ምእንቲ  መሰል ህዝቡ ክሳብ አታ ናይ መወዳእታ ዝተቃለሰ ምዑት ጋ ኢዩ።

ሰዲህኤ ብሞት ሓውና ገዛኢ ዝተሰማዕና ሓሙቕ ሓዘን፡ ተኻፈልቲ ምዅና ንገልጽ፡ ንብጹቱን ንስራቤቱን ጽንዓት ይሃኩም ንገዛኢ ድማ መንግስተሰማያት የውርሶ።

ሰልፊ ዲሞክራሲ  ህዝቢ ኤርትራ

21 ሰነ 2018






Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *