Main Menu

ርሑስ በዓል ትንሳኤ

ርሑስ በዓል ትንሳኤ

 ሰዲህኤ ንኩሎም ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ሃገር ትርከቡ ኣመንቲ ክርስትና ብፍላይ እቶም ብኣቆጻጽራ ጎረጎሮርያን ዓውደ ኣዋርሕ እተብዕልዎ፡ እንቋዕ ጾመ ሉጓም ፈትሓልኩምን ኣብ በዓል ትንሳኤ ኣብጽሓኩምን። እቶም ብኣቋጻጽራ ግእዝ ኣብ ጾምን ስግዳንን ትርከቡ ከኣ ሓይልን ጽንዓትን ይሃብኩም።

ኤርትራዊ ባህሊ መንፈሳዊ በዓላት ነፍስ ወከፍ፡ ስድራ ቤት፡ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ፈተውቲ ዝተኣኻኸብሉ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ብዝተፈላልየ ምኽንያት ብስደት፡ ብሕማም፡ ብማእሰርቲ፡ ብመስዋእቲ ዝተፈለዩ ብሕልና ዝራኸብሉ ስለ ዝኾነ፡ ብዝያዳ ነቶም ኣብ ጽንኩር ኵነታት፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝሳቀዩ ዘለዉ ወገናትና ንዝክረሉ መዓልቲ እያ’ሞ፡ ትንሳኤ ቅነ ተስፋታት ይግበረልና።

 

 ዜናን ሓበሬታን

ሰዲህኤ






Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *