skip to Main Content
Menu
ሰዲህኤ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ቀዳማይ መስርሕ ዳግማይ ስርርዕ ዛዚሙ

ሰዲህኤ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ቀዳማይ መስርሕ ዳግማይ ስርርዕ ዛዚሙ

                                                 ሰዲህኤ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ቀዳማይ መስርሕ ዳግማይ ስርርዕ ዛዚሙ

                                                                            13 መጋቢት 2018

 

ኣባላት ሰዲህኤ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ንክልተ ጨንፈራት ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ሓደ ካብ’ቲ ዝጸንሐ ንጥፈታት ምዃኑን ተገሊጹ ነይሩ፡ ሰልፊ ንምሕያልን፡ ዝተበገሰሉ ዕላማታት ንምዕዋት፡ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ዝካየድ ቃልሲ ኣብ ግብሪ ንምትርጓም ዘክእሎ ንቅሓትን ተዓጢቁ  ውዳበታቱ ከደልዲሉ ስለ ዘለዎ ከይሰለከየ ክሰርሓሉን ተደጋሚ ኣኼባታት ክገብር ድሕሪ ምጽንሑ ድማ እንሆ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ መሪሕነቱ ኣቍሙ።

ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ኣመሪካ፤ ኣብ ናይ መጋቢት 13, 2018 ዝተጋበአ ኣኼባኣ፡ ነብሳ ብኸምዚ ዝስዕብ  ኣብቲ  ዘሎ ቤት ጽሕፈታዊ ስራሓት መሰረት ምቅሊት ስርሓት ኣባላት መሪጹን መዲቡን

         ኣ/ወ.                 መንግስተኣብ  ጐበዛይ

      ዋና ጸሓፊ.          ዳዊት ሰሎሙን

      ውደባ.                ተኸስተ ዳምር

        ገንዘብ.              ሙሴ ተስፋማሪያም

      ዜና.                  ሰለሙን ከፈላ

       መንእሰያትን       ሃብቶም መንግስተኣብ

እዚ ምዱብ ናይ ስራሕ ምምቕቓል ክኸውን ከሎ፤ ምምሕዳር ዞባ፤ ኣዋፍራኣን ኣጠራንፋኣን፡ ኩሉ ግዜ ኣሃድኣዊ( as an entity) ኮይኑ፣ ኣብቲ ንስራሕ ኣሳልጦ ተባሂሉ፣  ካብ ምጅማር ምምሕዳር ዞባ ሰ/ኣ ሰደህኤ ናይ ስራሕ ምምቕቃል ዞባ ብ4 መኣዝን ዝተዋፈረ መደባት ስርርዕ ከም’ዚ ዝስዕብ እዩ።

1.        ሰሜናዊ  ምብራቕ –       ዳዊት ሰለሙን

2.       ደቡባዊ  ምብራቕ –         ሃብቶም መንግስተኣብ፡ (ሰለሙን ከፈላ)

3.       ሰሜናዊ  ምዕራብ –        መንግስተኣብ ጐበዛይ

4.       ደቡባዊ  ምዕራብ –         ተኸስተ ዳምር፡ ሙሴ ተስፋማሪኣም

ኣብ ርእሲ’ዚ፣ ጨናፍራትና ፤ ኣተሃላልወአን ክጥርንፋ ብዝተመሓላለፈለን መምርሒ መሰረት፡ ክልተ ጨንፈራት ነብሰን ሰሪዐን ኣለዋ።

1.       ጨንፈር ስያትል

2.       ጨንፈር ኣሪዞና

ኸምኡ ድማ  እተን ዝተረፋ፡ ብፍላይ ጨንፈር ቺካጎ ኣብ ዝቐረበ እዋን ነብሳ ክትሰርዕ ኣብ ዝካየድ ስርሓትን ተተሓዙ ዘሎ መደብን ኣብ ዝመጽእ ክሕበር’ዩ።

ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና

ዜናን ሓበሬታ

ሰዲህኤ

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Back To Top