Main Menu

Sunday, March 4th, 2018

 

መግለጺ ሓዘን

  መግለጺ ሓዘን ሓርበኛ ኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር ሞት ሓርበኛ ኣቦና ሓጅ ሙሳ መሓመድ ኑር፡ ብቀረባ ንስድራ ቤትን ቤተ ሰብ መዋቲ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ብሓፈሻ ከም ኣቦን ኣብ ቃልሲ፡ ብፍላይ ከኣ ካብ ዝኽሪ ኩሉ ኤርትራዊ ዘይሃስስ ተርኽቦ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣኽሪያ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል እስላሚያ ዘቅረብዎ መደረ ሓደ ሸነኽ፡ ንዘተን ምርድዳእን ዝነበሮም ቅሩብነት በቲ ካልእይ ሸነኽ ብሞት ካባና ብምፍላዮም ዓብይ ክሳራ እዩ።  ህዝቢ ኤርትራ ኣብ መዓልታዊ ሂወቱ ክዛረበሉን ክጽሕፈሉን ዝግባእ ክብሩን መሰሉን እኳ እንተኾነ ብሰንኪ ዘይፍትሓውን ዘይሰብኣውን ኣተሓሕዛ ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣፉ ተዓቢሱ ኣብ‘ዚ ሎሚRead More