Main Menu

Sunday, May 6th, 2018

 

እዘን ኤርትራውያን ሰልፍታትን ውድባትን በዚሐን እምበር ኣይወሓዳን

  እዘን ኤርትራውያን ሰልፍታትን ውድባትን   በዚሐን  እምበር ኣይወሓዳን                ብሽፋ መ/ኑር             ፖሊቲካዊ ሰልፊ  ወይ  ውድብ  ደቂ-ሰባት ንድሌታቶም ዘረጋግጽ መደብ  ዕዮን ንምዕዋት ብሓባር ናይ ዝቃለሱ ሰባት ፖሊቲካዊ ምትእኽኻብ  ኢዩ። ንሰልፊ ወይ ውድብ ዘቁሙ ሰባት ብዝተፈላለዩ ብዝሒ ወይ  ዓቀን  ክግለጹ ዝኽእሉ ሓሳባት እምነታት ክህልዎም ከም  ዝኽእክል  ምጉት  ዘይሓትት  ብሩህ ጉዳይ ኢዩ።  ካብዚ ሓቂ እዚ ብምንቃል መበገሲ ሰልፊ ወይ ውድብ ሓሳባትን እምነታትን ስለዝኾነ መዐቀኒ ብዝሒ ሰልፍታትን    ውድባትን እውን ማዕረቶም ሓሳባትን እምነታትን ወይ ክንዮዚ ማእለያ ዘይብሉ ክኸውን  ከም  ዝኽእል  ምግላጽ  ክውንነታዊ  ኣይኮነን።Read More


ግዜ ወይ ግዜ (መሕለፍ ጊዜ)

ግዜ ወይ ግዜ (መሕለፍ ጊዜ) ቅድሚ-ዓሚ ዓሚ ሎም-ዘመን ንዓመታ ትማሊ ሎሚ ጽባሕ ብወጋሕታ ንጉሆ ረፍዲ ፋዱስ ብመዓልታ ቀትሪ ምሸት ለይቲ ብጸልማታ ቀልጢፍካ ትጐዪ ብሰዓታ መትሓዚ ዘይብልካ ኣንታ ግዜ ኣታ ቅድሚ-ዓሚ ዓሚ ሎም-ዘመን ንዓመታ   ግዜ ወይ ግዜ ንኩሉ ተማልእ   ኣብ ሕልመይ ትመጽእ             ድቃስ ለይቲ ትኸልእ             ጥራሕ ነዓኻ ምስ ዝምችእ             ኣብ ስራሕ-ቀትሪ ትረድእ             ብጻይ የብልካን ጽግዕ-ምግዕ             ሕያዋይ ከሎኻ ከም በጊዕ             ንበዓል ጊዜስ ኣጸቢቅካ ተሳዕስዕ             ምስ ዝሓለፈሉስ ትጐዓዝ ደኣ ትምርሽ             ንዝተገፍዑ ብጭራሽ ትርስዕ             ከምይ ደኣ ኢኻ ንፍትሕን ርትዕን ትርስዕ             ”ከምዘይነበሩኻ” ትገድፍ ትዝንግዕRead More