January, 2019
እንተስ ምሉእ ኤርትራዊ ሓድነት ይሃሉ’ምበር ዘጠራጥር የልቦን፡

እንተስ ምሉእ ኤርትራዊ ሓድነት ይሃሉ’ምበር ዘጠራጥር የልቦን፡ ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 31 ጥሪ 2019 ገዛእቲ ሓይልታት ንህዝቢ ኤርትራ ኣምበርኪኽኻ ድላይካ ክግበርን ክፍጸምን ይኽእል’ዩ ዝብል ከንቱ ሓሳብ በብግዜኡ ዝተፈላልየ ፈተነታት ስነ ኣእምሮኣዊ፡ መንፈሳዊ፡ ዓሌታዊ፡ ሃይማኖታዊ ፖለቲካዊ ኵናት ኣካይዶም ክሰልጦም ኣይከኣለን። ማዕረ ማዕርኡ ብሕቡእን ግሁድን ግፍዕን ማእሰርትን ዝካየድ’ኳ እንተነበረስ ድሕሪ ምፍራስ ፈደረሽን ብጅምላ ዜጋታት ክቅተሉ፡ዓድታት ክነዳሉ ዝጀመረ እዋን ህዝብና ተዳሂሉን ርዒዱን ኣይተረፈን። ብኣንጻር ኣብ ርእሱ ዝወርድ ዝነበረ ጭካነ ዝምለኦ ተግባራት ጸላኢ ኣሕይልዎን ኣትቢዕዎን፡ድሌቱ ባህጉን ትጽቢቱን ንምርግጋጽ ሓይሊ ወሲኹ ሓድነቱ ኣደልዲሉ ካብ ቃሉ ሓንቲ ስጉምቲ ንድሕሪት ከይጠመተ ነጻነተይ ወይ ሞት ደኣRead More
አንቴና ባዶ (03) ካብ ኤርትራ!!

አንቴና ባዶ (03) ካብ ኤርትራ!! ባህርያዊ ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ኣፋራሪሑ ኣዳናጊሩ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ እንተደይ ኮይኑ፣ ናብ ህዝቢ ቀሪቡ ህዝቢ መሲሉ ንህዝቢ ኣእሚኑ ክቀርብ ስለ ዘይክእል፣ ብውሽጢ ውሽጢ ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ክገብሮ ዝደልዮን፣ ወይ እውን ህዝቢ ከዳናግር ምስ ዝደሊ፣ ኣብ ኤርትራን ወጻእን፣ በቶም ናቱ ዕሱባት ገይሩ እዩ ዘይወግዓዊ ብባዶ (03)ዘዋፍር። ብፍላይ ሎሚ ኣብ ከተማ ኣስመራ ባዶ (03) ኣንቴንኣ ዘርጊሓ ትዋፈር ኣላ። ናይ ጀነራል ስብሓት ኢፍረም ፈተነ ቅትለት ዕላማኡ ስለ ዝሃረመ ፣ ናብ ካልእ ሓዲሽ ማይ ዘይጣዓምመ ወረ ባዶ (03) ክትዝርግሕ ትረከብ፣ ንሱ ኻኣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ፈቆዶ እንዳ ሻሂታትን፣Read More
ጉዳይ መንግዲ ባቡር ባጽዕ-ኣዲስ

ጉዳይ መንግዲ ባቡር ባጽዕ-ኣዲስ መራሒ ህግደፍ ረሳዕቲ ደኣ ኾይና እምበር ንሱስ ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ሓውሳ ከም ዝሓበረና ልዑላውነት ሃገረ ኤርትራ ኣሕሊፉ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ “ ሓላፍነት ሂበካ ኣሎኩ ፣ ድሕሪ ሕጂ ንስኻ እኻ እትመርሓና “ ክብል እንከሎ ኤርትራውያን ጥራሕ ዘይኮንና ዓለምን እውን ፈሊጣቶ እያ ። ስለዚ ሓዲሽ ነገር ኣይኮነንን። ምኽንያቱ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ እማራት ዐረብ ካብ ዐሰብ ንኣዲስ ኣባባ ሻምብቆ መተሓላለልፊ ነዳዲ ክሰርሑ ውዑል ኣብ ዝተፈራረሙሉ ብኩራት ኤርትራ ኣብቲ ውዑል ህግደፍ ብርግጽ ኣብ ክድዓት ልዑላውነት ሃገረ ኤርትራ ብመትከልን ብዕቱብን ይሰርሓሉ ዘሎ ጉዳይ ምዃኑ ብሩህ እዩ ። ኢትዮጵያውያን ድሕሪRead More
ገመለይ ገመለይ ዛ ጥዕምቲ ስማ

ገመለይ ገመለይ ዛ ጥዕምቲ ስማ ብማዕዶ ትልለ ዛ በዓልቲ ግርማ ጎኒ ተጋደላይ ብረት ተሰኪማ ክሞላይ እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ናይ ግጥሚ ንኡስ ሓረግ ኣግማልን ኣፍራስን ኤርትራ የብጽሑ ጥራሕ ዘይኮነስ ይዋግኡ ከም ዝነበሩ ውን ዘረጋግጽ ጭቡጥ ናይ ዜማ ሰነድ ኢዩ። ኣግማል ይኹኑ ኣፍራስ ካልኦት እንሳሳታትን ኣብ ከባቢኦም ህያው ንዝኾኑ ነገራትን ንዝፍጸሙ ተረኽቦታትን ጽቡቅ ገሮም ዝርድኡ እንስሳታት ዘቤት ኢዮም። ንጉዳያት ተረዲኦምን ንተረኽቦታት ኣንቢቦምን ከኣ ከከም ኣድላይነቱ ንዝጠቅምዎም ይቅበሉ ንዝሃስዮም ድማ ኣድላዪ ምንጻግን ምክልኻልንRead More
الديمقراطية تعريفها وأنواعها

الديمقراطية تعريفها وأنواعها إعداد : سوليب الحلقة الأولي تعريف الديمقراطية : هي حكم الشعب نفسه بنفسه . الديمقراطية هي شكل من أشكال الحكم يشارك فيها جميع المواطنين المؤهلين علي قدم المساواة أما مباشرة أو من خلالRead More
ገለ ነገር ዘይብሉ ክህብ ኣይክእልን ኢዩ!!

ገለ ነገር ዘይብሉ ክህብ ኣይክእልን ኢዩ!! ደሃይ ናይ ክልተ ሃገራት ብመሬት ዘራኽብ መስመር ዶብ ንሓባራዊ ጠቅምታት ናይ ክልቲኡ ኣህዛብ ከገልግል ኢዩ ዝኽፈት። እቶም መሻርኽቲ ዝኾኑ ክልተ መንግስታት ከኣ ነቲ ዶብ ብስምምዕ ኢዮም ዝኸፍትዎ። በይናዊ ውሳኔ ምዕጻው ዶብ እንተዘኮይኑ በይናዊ ውሳኔ ምኽፋት ዶብ ዝበሃል የለን። ከም ውጺቱ መንግስቲ ህግደፍን ኢትዮጽያን ኣብ ዝሓለፉ እዋናት “ጥሪ ዕብዲ” ብዝዓይነቱ ኣገባብ ጓይላን ሳዕስዒትን ንመስመር ዶብ ዛላንበሳን መረብን ክኸፍትዎ ርኢና። ግዜ ከይወሰደን ምኽናያቱ ንህዝቢ ከይተገልጸን ተመሊሱ ተዓስጺዩ። እቲ ዶብ ክዕጾ ከሎ ከምታRead More
ብዛዕባ ኤርትራ ክንሓስብ ክንዛረብ ክንጽሕፍ ዝለዓል ሕቶ እንታይ’ዩ ዝመስል !

ብዛዕባ ኤርትራ ክንሓስብ ክንዛረብ ክንጽሕፍ ዝለዓል ሕቶ እንታይ’ዩ ዝመስል ! ብሽፋ መ/ኑር ብዛዕብ ኤርትራ ክንሕሳብ ክንዛረብ ክንጽሕፍ ብቀዳምነት ኣብ ኣእሞሮና ዝመጽእ ሃገር፡ቅዋም፡ ራህዋ፡ ምጣነ ሃብታዊ ዕብየት ወዘተ ከም ቅድመ ኩሉ እንተናዊ ኤርትራዊ ዝመጽእ ሕቶ’ዩ። ብልክዕ ሃገር ቅዋም ዝብሉ ሕቶታት ቀንድን ኣገዳስትን ሕቶታት’ዮም። ቅድሚ’ዚ ሃገር ቅዋም ዝብል ሕቶ ግን እቲ ንባዕሉ ሕቶ ዘቅርብ ዘሎ ባእታ፡ ኣካል ማሕበር፡ ሰልፊ ይኹን ውድብ ብህላውነት ውሑስ መሰላቱን ክብረቱን፡ ሓድነቱን ዝረጋገጽ ሕቶ ካብ ኮነስ እቲ መጀመሪያ ክረጋገጽ ዘሎ ሕቶ ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቕሰ ኣካላት ኣፎም ከፊቶም ዓዉ ቢሎም ዝጭርሑ ዝምድሩ ዝጣበቑ ዘለዉ ኣካላት ሰብኣዊ መሰሎም’ዩ። መሰልካRead More
ኣብ’ዚ 27 ዓመት ዘይተዘረበን ዘይተጻሕፈን የለን፡ ዝተገብረ ኸ!

ኣብ’ዚ 27 ዓመት ዘይተዘረበን ዘይተጻሕፈን የለን፡ ዝተገብረ ኸ! ርእሰ ዓንቐጽ ሰዲህኤ 22 ጥሪ 2019 እወ፡ ብደሕሪ ሕጂ’ውን ክዝረብ ክጻሕፍ’ዩ፡ ምስ’ቲ ኩሉ ዝተዘርበን ዝተጻሕፈን ግን ሓደ ኣገዳሲ ዝተፈጸመ ታሪኽ ኣሎ። ዘይክሓድ ሓቂ መሰረት ደምበ ተቃውሞ ኤርትራ ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ጸኒዑ ጠጠው ብምባል ዝገበሮ ታሪኻዊ ቁም- ነገር ጉዳይ ሕግን ፍትሕን፡ ሰላምን ራህዋን፡ ሓርነትን ኣብ ሃገርና ክነግስ፡ ነቲ ብሕድሪ ዝተቐበሎ ሽግ ሓርነት ከይትጠፍእ ዓቒቡ ሃልሃል እንዳበለት፡ ብሕድሪ ከኣ ንመንእሰይ ወለዶ ኤርትራ ከምሓላልፍ ምብቅዑ’ዩ። እዚ ንምግባር መስዋእቲ ዝተኸፍሎ ቀሊል ኣብ ርእሲ ዘይምንባሩ ትብዓት ቆራጽነት ወሳኒ ሓሳብ ዘድልዮ ምንባሩ’ዩ። ክብርታት ዕላማRead More
ዕድል ሰበ ስልጣን ኤርትራ

ዕድል ሰበ ስልጣን ኤርትራ ብሽፋ መ/ኑር ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዕለት 8 ታሕሳስ 2018 ነባር ተጋዳላይ፡ መከላኸሊ ሚኒስተር፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ወዘተ ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተፈላልየ ላዕለዋይ ጽፍሒ መሰጋገርን ግዜያዊ መንግስቲን ህግዲፍ ኮይኑ ከገልገለ ዝጸንሐ ዘጋጠመ ሓደጋ ቅትለት ኣቶ ስብሓት ኤፍሬም ኣብ መራኸቢ ብዙሓት ክዝረብን ክጻሓፍን ጸኒሑ’ዩ። ኣብ ኤርትራ ብዘይካ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ዝተፈጸመ ሓደጋ ቅትለት የለን ወይ ኣይነበረን ወይ ከኣ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝፍጸም ዘሎ ሓደጋ ንምባል’ውን ኣይኮነን። እንታይ ደኣ ምስ’ቲ ምልካዊ ስርዓት ዘቃልሖ ሰላምን ጸጥታን ኣብ ኤርትራ ህልዉ ኮይኑ ዘይፈልጥ ሰላም ሃንደብታዊ ክዝረግRead More