Main Menu

August, 2019

 

UDC Congress 23-25 August 2019


ብዙሕ መስዋእቲ ዝተኸፈሎ ሃገራዊ ሓድነትና ዓቂብና

መስራቲ ጉባኤ ፍራክፈርት፣ ጀርመን – 24 ነሓሰ 2019 ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ጉባኤኛታት: ብመጀመርያ እንቋዕ ብደሓን መጻኹም፤እንቋዕ ከኣ ድሕሪ ናይ ዳርጋ ሓደ ዓመት ሓባራዊ ጉዕዞ ኣብ መስራቲ ጉባኤና ገጽ ንገጽ ኣረኣአየና። ኣብ ቃልሲ ከምዝጸናሕና መጠን ብዙሓት ቅድሚ ሕጂ ብኣካል ዝተራኸብና ክንከውን ከለና፤ ገሌና ድማ ድማ ንፈለማይና ኢና ንራኸብ ዘለና። ብዝኾነ እነሆ ሎሚ ዕላማ ኣራኺቡና ተኣኪብና ኣለና እሞ ጽቡቕ ሌላ ይግበረልና። ኣብዚ ኣድራሽ’ዚ ምስ ሓርበኛትት ገዳይም ተጋደልቲ ብምርካበይ ከኣ ዓቢ ክብሪ ክምዝስማዓኒ ከይጠቐስኩ ክሓልፍ ኣይደልን። ቅድሚ ናብ ካልእ ጉዳይ ምእታወይ፣ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝስማዓኒ፤ ገለ ምስጋና ከቕርብ ፍቐዱለይ። ብመጀመርያ ነቶም ደኺምና ከይበሉ፣ በቲ ኣብRead More


ሰዲህኤ መን ኢዩ ? ኣበይ ከ ኣሎ ?

ሰዲህኤ መን ኢዩ ? ኣበይ ከ ኣሎ ? ገብረ ገብረማሪያም ( ዶር .) ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ) መን ኢዩ? ኣበይ ከ ኣሎ? ኢልካ ምሕታትን መልስታት ምንዳይን ኣገዳስን ዕዙዝን ዝገብሮ ቀንዲ ምኽንያት፡ ብመንፈስን ብግብርን ዘይትርጉሙ ዝህብዎ ኣካላት ስለዘለዉን ብሰንኪ ክወስዱዎም ዝጸንሑ ዝተጋገዩ ውሳኔታትን ተግባራትን እቲ ሰልፊ ኣብ ሓደጋ ስለዝተሳጣሐ ኢዩ። ሰዲህኤ እተሰገደ ኣተሓሳስባ ኢዩ። ብብቱን/ብንጽል ከረአ ከሎ ካኣ ሓቂ፣ ፍትሒ፣ሰላም፣ ቅሳነት፣ ፍቕሪ፣ ሕድሕዳዊ ክብሪ፣ ስኒትን ሓድነትን ንዝብላ ኣምራት ይውክል። ሰዲህኤ ዝልበስ ስነ-ኣእምራኣዊ መንፈስ እምበር ዝጭበጥን ዝድህሰስን ባእታ (entity) ኣይኮነን።  እቲ ዓንደ-ሕቐን ቐንዲ መለለዪ ሕላገት ሰዲህኤ.፡ እቲ ብናይ ክልተ ድሕረ-ባይታ ዝነበሮምRead More


መስራቲ ጉባኤና ብዓወት ክዛዘም ዘሎና ትምኒት

መስራቲ ጉባኤና ብዓወት ክዛዘም ዘሎና ትምኒት ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባላት መሪሕነት ሰዲህኤ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባላት መሪሕነት መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባላት መሪሕነት ኤ.ም.ንፍትሒ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባላት ተክኒካል ኮሚቴ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣባኣላት መስራቲ ጉባኤ ብሓበራ ። ብመጀመርያ ምዉቕ ሃገራዊ ሰላምታይ ተቐበሉ ። ቀጺለ ከኣ ነዚ ብዓይነቱን ስፍሓቱን ፍሉይ ዝዀነ መስራቲ ጉባኤና ንምግባእ ግዜኦምን ጉልበቶምን ኣወፍዮም ክዉን ዝገበሩ፣ ኣባላት መሰጋገሪ ኣወሃሃዲት መሪሕነት፣ ተክኒካል ኮሚቴን፣ ናይ ሰነድ ኮሚቴን፣ ሓጻይት ኮሚቴን ምስጋናይ ክገልጽ እፈቱ ። ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ነዊሕ ዝዀነ ፖለቲካውን ብረታውን ተጋድሎ ሰፍ ዘይብል ከቢድ መስዋእቲ ጀጋኑ ደቁ ብምውፋይ፣ ንሐይልታትRead More


እንቋዕ ኣብዚ ደረጃ’ዚ ኣብጽሓና ዝኸበርኩም ኣባላት ጉባኤ፡

ዝኸበርኩም ኣባላት ጉባኤ፡ ብመጀመርታ፡- ሰለስቲኡ ኣካላት ለውጢ ኣብ ሓባራዊ መረዳእታ ንምብጻሕ ብዘይ ምሕላል ንዝጸዓሩን ዘበርከቱን ኣባላት መርሕነታት፣ መድረኽ፡ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ፡ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ጉባኤና ክዉን ንምግባር ኣብ ሽማግለታት ተኸፋፊሎም፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ምቅርራብ ንዘዐወቱ፣ ከምኡ’ውን፡ ኩሎም ሓለፍቲ ካድራትን ኣባላትን ሰለስቲኡ ኣካላትና፡ ካብ ምስ ሓድሕድ ምልላይ ክሳብ ሓድሕድ ምትእምማን ንምፍጣር ዝኣመተ፡ ባይታ ኣብ ምምድማድ ዝተኻየዱ ኣኼባታት ብምስታፍ፡ ሓገዝቲ ሓሳባትን ርእይቶታትን ዘቕረብኩም፣ እንቋዕ ኣብዚ ደረጃ’ዚ ኣብጽሓና እብል። ነፍሲ ወከፍ ምዕባለ ናቱ ኣገባብ ስለ ዘለዎ፡ ሰለስቲኡ ኣካላትና ድማ ኣብዚ ደረጃ ንምብጻሕ ዝሓለፎ መስርሕ ከይዘከርኩዎ ክሓልፍ ኣይደልን፦ ዋና ፈጻሚ ስራሕ ኤርትራዊ ሃገራዊ መድረኽ፡Read More


تصريح صحفي

تصريح صحفي نحن،  في ألأساس كنا أعضاء لثلاثة تنظيمات مختلفة، حزب الشعب الديمقراطي الإرتري، منتدى الحوار الوطني الإرتري و حركة العدل الإرترية،  قررنا أن نحل تنظيماتنا لتعبيد الطريق إلى ميلاد تنظيم وطني جديد يتمتع بقاعدة عريضة و ها نحن نعقد  مؤتمرنا التأسيسي في الفترة  من 23 إلى 25 أغسطس2019 في فرانكفورت بألمانيا. الجدير بالذكر أن هذا القرار التأريخي بحل التنظيمات الثلاثة كان نتيجة نقاشات داخلية طويلة إستمرت لمدة عام كامل، وإنعكاسات إيماننا القوي في هذه المرحلة الحرجة من نضالنا بأن الطريق إلى الأمام يكمن في وحدة الأهداف بين كل القوىRead More


ጋዜጣዊ መግለጺ 25 ነሓሰ 2019

ጋዜጣዊ መግለጺ 25 ነሓሰ 2019 ንሕና፣ እዞም ቅድም ክብል ካብ ሰለስተ በበይኖም ውድባት – ማለት ካብ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ EPDP፣ ካብ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ EMJ፣ ካብ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ FND – ዝመጻእና ሰለስተ ኤርትራዊ ኣካላት ብመስመሪ ጕባኤ አቢልና ሓደ ሰፊሕ ሰረት ዘሎዎ ሓደ ውድብ ክንምስርት ብምስምማዕ አቐዲምና ዚነበራ ውድባትና ብምሕቃቚ ሎሚ ከአ፣ ማለት ዕለት 23-25 ነሓሰ 2019፣ አብ ከተማ ፍራንክፎርት/ሃገረ-ጀርመን ከም ውልቀ-ዜጋታት ተራኺብና ብምግባእ እንሆ መስራቲ ጕባኤ አቃኒዕና። አብዚ ምጥቃስ ዘድልዮ ታሪኻዊ ጕዳይ እንተልዩ ከአ፣ ናይተን ዚምልከተን ውድባት ናይ ምሕቃቚ ዚተወስደ ውሳኔ ኴይኑ፣ እዚ ናይ‘ቲ አብ ተደላይነት ምቛም ሓደ መጠነRead More


PRESS STATEMENT 25 August 2019

PRESS STATEMENT 25 August 2019 We, who were originally members of three different organizations, the EPDP, the EMJ and the FND; we decided to be dissolved in order to pave the way for the creation of a brand new broad-based national organization, held our founding congress between 23-25 August 2019 in Frankfurt, Germany. It is worth mentioning that the historic decision to dissolve our respective organizations was the outcome of a year-long internal discussions and the reflection of our strong belief that at this critical stage of our struggle, theRead More


ጋዜጣዊ መግለጺ Press Statement تصريح صحفي

ጋዜጣዊ መግለጺ ከም ውልቀ ዜጋታት ተራኺቦም ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ሓደ ውድብ ከቑሙ ኣቐዲሞም ውድባቶም ኣፍሪሶም ዝተራኸቡ ኣባላት ሰለስት ውድባት፣ ማለት ህዝቢ ዲሞከራሲ ሰልፊ ኤርትራ፣ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ፣ ሎሚ ዓርቢ 23 ነሓሰ 2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት/ሃገር ጀርመን መስራቲ ጉባኤ ኣካይዶም። ኣብዚ ንሰለስተ መዓልታት ዝቕጽል ጉባኤ ሎሚ ብናይ ኣንቃዕ ብድሓን መጻኣኩም መኽፈቲ ቃል ብወግዒ ናይታ ብመሰጋገሪ መሪሕነት ዚቖመት ኣሰናዳኢት ወይ ቴክኒካል ሽማግለ ብወግዒ ተኸፊቱ። ኣብ ውሽጢ እዞም ሰለስተ መዓልታት ናይቲ ውድብ ውሽጣዊ ሕጊ፣ ራኢታቱን ተልእኮኡን ካላኦተ ሰነዳትን ክማየጦሎምን ከጽድቕን ኢዩ። ኣብ መወዳታ ከኣ፡ ኣባላት ጉባኤ ሓድሽ መሪሕነት ብምምራጽ ክድምድሙRead More


ጉባኤታት

 ጉባኤታት         ጉባኤታት  ምክያድ  ንህዝቢ  ኤርትራ  ኣብ  ዝሓለፈ  ክፍለ-ዘመን  ካብ  ኣርባዓታት  ብፖሊቲካውያን  ሰልፍታት  ወይ  ካብ  1961  ዓ.ም.ፈ ንነጀው  ድሕሪ  ምእዋጅ  ብረታዊ  ቃልሲ  ድማ  ብውድባት  ኤርትራ  ዝጀመረ  ኣይኮነን። ብዝተፈላለዩ  ኣሰያይማን መልክዕን  ኣብ  ዝተፈላለዩ  ግዜን  ቦታን  ብህዝቢ  ኤርትራ  ይካየዱ ነሮም  ኢዮም።  ነፍሲ  ወከፍ  ኤርትራዊት  ዓዲ  ኣብ  ማእከል  ቅርዓታ  ኣብ  በሪኽ ኮፍ  መበሊ  ኣብ  ዘለዎ  ቦታ ባይቶ  ዓዲ  ወረዳ  ሃገር ዝብል  ስያመ  ብምሃብ ተኣኪቦም  ጉዳያቶም  ዘመሓድሩሉ  ንናይ  ኣረኣእያ  ፍልልያቶም  ፍታሕ  ዝረኽቡሉ  ኣገባብ   ኢዮም  ነሮም።  እዚ    ኣገባብ  ባይቶ  ኣቦታትና መግለጺ  ናይቲ  ኣብ  ሂወቶም  ንዘጓንፍዎም  ብዶሆታት  ብሰላማውን  ልዙብን  መንፈስ ንምስልሳል ዝዕላምኡ Read More